تهنئة بمناسبة عيد الفطر المبارك
يتوجه التحالف
الديمقراطي الإرتري بالتهنئة الحارة للشعب الإرتري بصفة عامة، والمسلمين بصفة خاصة، بمناسبة حلول عيد الفطر المبارك، ويعبر عن
امانيه الطيبة بان يكون فرصة لنشر السلام والمحبة والتسامح بين كل مكونات الشعب الإرتري.
وبهذه المناسبة يدعو
التحالف الديمقراطي الإرتري أتباع كل الطوائف الدينية إلى رفض تدخلات النظام الديكتاتوري في الشؤون الدينية، والسعي إلى تمتين
وحدة الشعب الإرتري، و تعزيز دورهم في مسيرة النضال الديمقراطي الجارية، بما يؤدي إلى نشر السلام والعدل في ربوع بلادنا.
التحالف الديمقراطي الإرتري
17 أغسطس 2012م
ርሑስ ባዓል
ዒድ ኣልፈጥር
ኤርትራዊ
ዲሞክራስያዊ
ኪዳን
ንመላእ
ህዝቢ
ኤርትራ
ብሓፈሻ
ንኣመንቲ
ምስልምና
ድማ
ብፍላይ
እንቋዕ
ንባዓል
ዒድ
ኣልፈጥር
ኣብጽሓኩም
ይብል።
ባዓል
ዒድ
ኣልፈጥር
ንህዝቢ
ኤርትራ
ባዓል
ሰላምን
ፍቅርን
ሕድገታትን
ክኸውን፡
ኤርትራዊ
ዲሞክራስያዊ
ኪዳን
ሰናይ
ትምኒቱ
ይገልጽ።
በዚ
ኣጋጣሚ’ዚ
ከኣ
ሰዓብቲ
ኩሉ
ሃይማኖታት
ነቲ
ኣብ
ሃይማኖታዊ
ጉዳያት
ብምልካዊ
ስርዓት
ህግደፍ
ዝግበር
ዘሎ
ኢድ
ምትእትታው
ብምንጻግ፡
ሓድነት
ህዝቢ
ኤርትራ
ንምውሓስን
ምጥንኻርን
ክጽዕሩ፡
ኣብ
ሃገርና
ሰላምን
ፍትሕን
ንምስፋን
ንዝካየድ
ዘሎ
ደሞክራስያዊ
ቃልሲ
ኣብ
ምድጋፍ፡
ዕዙዝ
ተራኦም
ክጻወቱ
ይጽውዕ።
ኤርትራዊ
ዲሞክራስያዊ
ኪዳን
17 ነሓሰ 2012
|