Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል  39 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ሕጂ የድሊሎ ጥርናፈ

ንድሕነት ህዝቢ ብዝቀልጠፈ…

እዚዩ ትርፉ ብደዔ

መን ኣሎ በኣኻ ዘይነብዔ

ኣብ ፍርዲ ከይቀረብካ ዓሪፍካ ሰሚዔ

ሎሚ ይተሓጎስ እቲ ደም ዝነብዔ

Afwarki cark Ap 012.jpg

ክድካ ዶ መንሽሮ ህዝብና

ኪድ እንበር ውሑድ ዶ ቀዚፍካና

ብድሕረካ ክርህዎዩ ህዝብና

ኣብ መበል 21 ዓመት ሐርነት ክሰፍና ሃገርና…

ንወስን

ንዒራዒሮ መን ፈጠሮ

መራሒ ህግደፍ ናይ ህዝብና መንሽሮ

ንጀጋኑ ኣእትይዎም ኣብ መንቀራቕሮ

ሓደ ተባዕ ተሳኢኑ ዕምሩ ዘሕጽሮ

ተሓምሺሹ ዒራዒሮ ባዕሉ ክሰፍሮ

ዒራዒሮ

ዒራዒሮ  ናብ ቤት ትምህርቲ ክንቅይሮ

ንኢሰያስ ምስ ጭፍሩኡ ኲዒትና ንቕበሮ…

ንወስን

ኤረትራዊያን ይግብኣና ክንውስን

ሰሚርና ክንምክቶም ንህግደፋዊያን

ብሂወቶም ዝተረፉ ፍትሓዊያን

ኣብ መቃብር ህግደፍ ክድብሉ ሃገራዊያን

ምክልካል ሓይልታት ወስን

ንጀነራላት ህግደፍ ኣብሎም ግስም…

ምክልካል ሓይልታት ክትውስን ይግበኣካ

ተመን ኣብ እግርኻ ብረት ኣብ ክሳድካ

ኣስላማይ ክስታናይ ሓቢርካ

ካብ ጃንዳ ኣድሕን ዓደቦኻ

ስግር ዶብ ኣይኮነን ምፍትሒ ሽግርካ

ካብ ሱሮም ምሓዎም ንሰብደምካ…

ኤረትራዊ ወስን

ኣይትበል ወሰን ወሰን

ወስን ህዝብና ክቀስን

ወስን ቁጽርና ክስስን…

ወስን

ገ.እንዳ በልኻ ዶ ትጋገ

ማስጣ ኣለዎ ወደባት መሬቱ እንተ ተሓደገ

ትም ኣይትበ ህዝቢ እንዳ ተዋረደ

ከይትክሰስ ኢሰያስ ምስ ተፈረደ…

ወይለኻ በሊዑ ኣሉ

ኤረትራዊ ወሲኑ.ዩ ኣሰር ፒሎት ተኸቲሉ…

መራሒ ጭፍራ ወለኻ

ኩሉ ፈሊጥዎ ግብርኻ

ሉኡኽ ኣስራት ምዃንካ

ከም ትኪ ክበንንዩ ሕልምኻ

ዘፍሰስካዮ ደም የአኽለካ

ኤረትራዊ ወሲኑዩ ምስ ጭፍራኻ

ካብ ሱርካ ክሞሖኢኻ

ንኤረትራ ክምለስዩ ክብራ ብድሕረኻ

ንኤረትራ ቅበጻ መጺኦም ዋናታታ

አይፋል እንተበልካ ተዳልዩሎ ጉራደ ምስ ዋልታ…

ኤረትራዊ  ብውሽጥን ብደገን ተላዒሉ

አስላማይ ክስታናይ  ሓቢሩ ነቂሉ

ኤረትራዊ ተበጊሱዩ ቲ በዓል ሓቦ

መተካእታ ጃንዳ ክመርጽ ዓደቦ

ስልጣንካ ንወደባት ኣረክቦ

ስዉእ የእዊሎ ኣብ ስንጭሮ አብ ጎቦ

ፍርድካ ክትቅበል መሸማዕካ ቀርቦ…

ኤረትራዊ ወስን

ሓሕ ክንብሎም ንሕማቅ ዝሕልሞም

ሓሕ ንስምረትና ዘሕመሞም

ወደባት ንወስ ንህግደፍ ክትግስሞም…

ካብ ኢሰያስ ሳጥናኤል ይሓይሽ«

ብሓይሊ ኣምላኽ ረቢ ኢሉ ሕምሽሽ…

ኤረትራዊ መንእሰይ ወስን

ኣቦ ስዉእ ብጥምየት እንዳ ተቀረጸ

ወስን ህዝቢ ክንድሕን ካብ ናይ ጭፍራ መላጸ

ሰሚዕካዮ ዶ ናይቲ ካብ በሊሕ መላጽ ዝወጸ

እከይ ተግባራት ኢሰያስ ብፓይቶት ዝተገለጸ

ትም ኣይትበል ዉዑይ ደም እንዳ ፈሰሰ…

፡ናይ ዚኣቶም ካኣሎ ዝገደደ፡

ተቃወምቲ ክነሱ ሽሞም

ዝሕንጥጡ ጸረ ህዝቦም

ኣብ ምጽላም ተቃወምቲ ተዋፊሮም

ኣውያት ህዝቢ ፍጹም ዘየሕምሞ

ከይሰርሑ ብድቅሶም

ጉድለታት ሃሰው ኢሎም ዘዋድዱ ብርዖም

ንናይ ብርዒ ወሓለታት እስከ ሕተትዎም

ሓንጎል ግርሃት ንምጥምዛዝ እንታይ ረብሓ ኣለዎም…

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,915,308 وقت التحميل: 0.43 ثانية