Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
17/10/1445 (25 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ወይልኺ ጠላም ወይልኻ ከዳዕ ካልኣ&#484
أخبار

ወይልኺ ጠላም ወይልኻ ከዳዕ

ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን

ብ.ገብረሚካኤል ሃብተጽዮን (ቆርጀ.. ሃገር ጀርመን፣

ልኡኻት ሳጥናኤል እምነቶም ዘጉደሉ

መጠምጠምያ ወድዮም ኣቅሽሽቲ እንተበሉ

ብህግድፍ ዝተዋፈሩ ዝምወሉ

ቃል ኣምላኾም ዝረስዑ መንግስትና ዝብሉ

ድያቆናት ውን ኣለዉዎም ብህግድፍ ዝተመልመሉ

መውዘኽዘኽቲ ውን ኣለዉ መግደፍ ዝዕድሉ

ውጥም ቅልቅል ዘብዝሑ ንዑ ከይተባህሉ

ሃይማኖትና ዘራክሱ ንህግድፍ ዘገልግሉ

መንእሰያትና እንዳመቱ ዘሽካዕልሉ

ዘይስንካ ጸጸር ተትቁርጥመሉ

እዞም ንደቀባት ዘእስሩ ዘቅትሉ

ዑና የብሎም መሬት ዝንየትሉ ዝልለይሉ

ማዕበል ሓፋሽ እንሆ ተላዕሉ

ዝመጸ እንተመጸ ዓጋቲ ዘይብሉ

ታሪኽ ሰውራና ምስክርዩ ባዕሉ..

እቶም ቁርዲዳቱ ደም ሰብ እትመጽዩ

ንኹሉ ግዜ ኣለዎ መዓልትኹም ተጸበዩ

ቀሪቢኩም ኢኹም ብመንፊት ክትንፈዩ

ክፋላለዩ ምስ ወግሔ ክርዳዱ ስርናዩ

ሓተላ ክጎሓፍዩ ክስተዩ ጽራዩ

ኣቱም ተጣቅዑ ህዝብና ብጥምዩ

ስርዓት ኢሰያስ ክነብረልኩም ትንበዩ

ኣዕንቶም ዝዓመቱ እንዳረኣዩ

ኣብ ዓለም ኣይተሰምዐን ተራእዩ

ዘምልጥ ኣይምሰልኩም ኣመኽንዩ

ህዝቢ እፈልጥዩ ፈላልዩ

መልክዕ ሰብ ዝወነኑ ካብ እንስሳ ዘይፍለዩ…

ወርሒ መጸት ሓሶት ሓዲሽ ዕላል

ደጊም የለን ክም ቀደም ምትላል

ይኣክል የብቅዕ ብህዝቢ ምሽክዕላል

ንህዝብና ገርክምዎ ስንፍላል…

ትፍክር ዘይነበርካን ተብዝሕ ምጉብዕባዕ

ዝተሓተትካዮ መልሽ ኣይትበል ዘርባዕባዕ

ሓቂ ዘይትዛረብ እንታይ ኮንካ ትጣራዕ

ሓሶት ምህዝካ ንሓቂ ምዝንባዕ

መንግስቲ ዋሽንቶንዮም እንዳ በልካ

ንብዓት ሓርገጸ ምንባዕ

ነዚ ኢልካ ከተመኽኒ ኣታ ጸንባዕ

ደቂሱ ነይሓድር ብህዝቡ ዝጣላዕ

ሕጂከ ክትብለና ዲኻ ከምቲ ዝሓለፈ ምክድዳዕ

ወይስ መሪጽካኻ ሱቕ ኢልካ ክትጽፋዕ…

እቶም ብዕድመ ዝሸምገሉ ዝሸየቡ

ወጊድ ዓገብ እንከይብሉ ዝኸነቡ

ኣታባብያኦም ዝረስዑ ሕጂ ምስ ጸገቡ

ብሓሶታት ኢሳያስ ልቦም ዝተሰለቡ

ዝበለን ዝደግሙ ዝተዘንቡ

ምኽሪ ለጊስልኩም ህዝብኹም ክትእደቡ

ግዜ ውን ሂብኩም ክልተ ሳዕ ክትሓስቡ

ፍርሒ ወጊድ ኢልኩም ሓቂ ተዛረቡ

ምስ ውጹዕ ህዝብኹም ተላዘቡ

ኣብዚ እዋን ሞቱ ኣፈርክቡ

ቲጉድጓድ ክኮዓት ኣፍራዛ ቀርቡ

ሓመድ ድቡኡ ዩ ንዑ ተቐረቡ…

ዓወት ንውጹዕ ህዝብና

ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስዉኣትና

ሞት ንስርዓት ህግድፍን ውሻላቱን

ክንዕወት ኢና

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,432,366 وقت التحميل: 0.28 ثانية