Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
19/09/1445 (28 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ርሑስ በዓል ፋሲጋ
أخبار

ELF  Berhe.jpg

 

ርሑስ በዓል ፋሲጋ

 

ንኣመንቲ ክርስትና እንቛ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም እንዳ በልና ርሑስ በዓል ትንሳኤን ዓመት ፍትሕን ዓመት ሓርነትን ቅሳነትን ንመላእ ህዝቢ ኤረትራ ድማ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ የዋህ ኣምላኽ ጽላሉ ከንብረሉ ጾሎት ንገብር>>

ካብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ዞባ ጀርመን…

<<መጸዋዕታ በጋጣሚ በዓል ፋሲጋ<<

መጸዋዕታ ንኣብ ሰደት ንነብር ኤረትራዊያን ህዝብን ሃገርን ንምድሓን።

ያኣክል ኣብ ጉዳይ ሃገርካ ህዝቢ እንዳ ጸነተ ታዓዛቢ ምዃን ምኽንያቱ ጽባሕ ንግሆ ስለ ዘሓትት።

ድሕሪ ነጻነት ህዝቢ ኤረትራ ንዕስራን ሓድን ዓመት ብዘይ ሕጊ ህዝቢ ዘይመረጾም ንሱን ጉጅሉኡን ዲክታቶራዊ ስርዓት አብ  ልዕሊ ህዝቢ ኤረትራ ይዕንድር አሎ ኤረትራ ናይ ሙሉእ ህዝቢ ኤረትራ ዳአ እንበር ናይቶም ንሓርነትን ንፍትሒ ንቃለስ ዘሎና ውድባት ይኹን ሰልፍታት አይኮነት ስለዚ ሎሚ ልዕሊ ኹሉ ዓበይትን ናእሽቱን ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ስደት ንነብር ንህዝብና  ክንነእዊየሉ ይግባአና።

ሎሚ አይኮነን ዓሚ ብሓባር ድምጽና ነስማዓሉ ግዝየ ሕጂ እዩ ምኽንያቱ መንእሰይ ካብ ስርዓት ህግደፍ ካሃድም አብ መንገዲ ንሊቢያ ንክሰግር አደዳ ናይ ሳሃራ ማፍያ ኮይኑ ከይአኽሎ ካብ ሞት ናብ ሞት ይሳጣሕ አሎ እዚ ኹሉ አብ ሰደት ዝነበር ህዝቢ ገለ ታዓዛባይ ገለ እንታይ ገደሰኒ ብምባል እንዳ ሰምዔ ስለ ዘጽቀጠ ጥራይ እዩ።

ካብ ሕጂ ንደሓር ግና አይሰማዕናን አይነገርኩምናን ተቐባልነት የብሉን ሃየ ንድሕነት ህዝቢ አዉያትና ነስምዕ ካብ ከባቢና ንማሃር፤ማለት ካብ ቱኒዝያ ግብጺ ልብያ ሕጂ ኻኣ ካብ ሶርያ  ተማሂርና ካብ ሃገርና ዲክተተር አሊና ባዕልና ዝመረጽናዮ ይኾነና ዝበልናዮ ባዓል ቆጽልና መሪጽና ብቅሳነት ክነብር ኢደይ ኢድካ ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ኣብ ደስ ዝበለና ተወዲብና እጃምና ክነበርክት ይግብኣና።

ብወኪል ተ.ሓ.ኤ. በርሀ ዑቁባዝጊ ኣብ ሃገር ጀርመን።

ዓመትን ፍትሒን ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ፡

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ንዓመታስ ሸዊት ለምለም

ስዕረትን ሞትን ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,905,814 وقت التحميل: 0.22 ثانية