Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
10/10/1445 (18 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
 ንምዕዋት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራ&#466
أخبار

ER NA CON DECH AMERICA.jpg 

 ንምዕዋት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ብዕለት 7/4/2012 ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርነያ

 ዝተኻየደ ኣኼባ ጹማቕ ትሕዝቱኡ ንሓፋሽ ነቕርብ

 ብዕለት 7/4/2012 ብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኣመሪካ ዝተመርሔ ኣኼባ ተኻይዱ እዚ ኣኼባዚ ብትሕዝቱኡ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ኣረሚናዊ ጨካን ስርዓት ህግደፍ ዘሕልፎ ዘሎ መሪር ስቓይን ጭኮናን ብዝርዝር ኣባላት ባይቶ ኣዕሚቆም መግለጺ ነቲ ናይ ዕድመ ኣኼባ  ኣኽቢሩ ዝመጸ ህዝቢ በይ ኤርያ ሓቢሮም።

ብድሕሪ ሰፊሕ መግለጺ ንህዝብና ንምድሓን ዕድመ ኣረሚናዊ ጨካን ከዳዕ ሕግደፍ ከብቅዕ ታራና ነቲ ተሪፉ ዘሎ ህዝብና ከነድሕን ዝረኤ ኣሎ ተባህለ ገንዘብናን ጉልበትናን ግዜናን ኣጻሚድና ውፍያት ክንከውን እዚ መድረኽ ድሕነት ህዝቢ ይጠልበና ስለ ዘሎ ሎሚ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ኣኼባና ዝተሳማማዕናሉ ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርነያ ዕላዊት ጨንፈር ሽማግለ ከነቅውም ብምባል ናብ ስርርዕ እቲ ኣኪባ ኣትዩ።

 ኣብዚ ኣኼባዚ መርኣያ ድልውነት ንስራሕ ኣብ ብድልየት (ቮሎንታሪ) ሰባት ዓቕሚ ዘሎዎም ሰሪሖም ከስሩሑ ዝኽእሉ ባእታታት ነብሶም ረቚሖም። ኣኼበኛ ድማ ድውሰክ ውሰኢኩ ተሳማሚዕሉ።

 ነዚ ኣኼባዚ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝግበር ዝነበረ ኣኼባታት ፍሉይ ዝገብሮ ድማ ብድልየት ተወፋይነት ንስራሕ ምድላው ነቲ ዝነበረ ኣኼባ ፉሉይ ሞራል ስንቂ ኮይኑዎ ምንባሩ አዩ ።

   ብድሕሪ እዚ ኢታ ዝወጸት ናይ ጫንፈር ሽማግለ ነብሳ ክትሰርዕ ንውሱን እዋን ብሕታዊ ኣኸባ ኣካይዳ ካብቲ ዘሔጉስ እታ ጫንፈር ንኣድላይ ቦታታት ኣድላይ ባእታታት ሰኪዓቱሉ በዚ መሰረት ድማ ናይ ወፍሪ ስራሕ ብጉቡእ ክዕመም ከም ምዃኑ ሪኢና። እዛ ዝተመዘት ሽማግለ እዚ ጥራሕ ኣይ ኮነትን ገይራ ኣቦ ወንበራ ነቲ ኣኼባ ዝተሳተፈ ህዝቢ፡ ብዕድመ እንተሪኢና ውላዶም ዝኾነ መንእሰይ ኣቦ ወንበር ጫንፈር ኮይኑ ክመርሓ ናይ ለውጢ ኣሳራርሓ ብግስ ከይ በለት ኣታኣታትያ። ኣቦ ወንበር መንእሰይ መድሃኔ ንዓበይቲ ክመርሕ ብዓበይቲ ክምረጽ ከሎ ብሃቦ ተረከቦ ዘይ ኮነስ ብዘዋህሎሎ ተሳታፍነትን ዘለዎ ንቅሓትን ዘደዎ ድልየትን ኡኩብ ድምር ናይዚ ኩሉ ዝተጠቅሰ ኣቦ ወንበር ሽማግለ ጫንፈር ካሊፈርነያ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዃኑ  ሓደ ካብቲ ነቲ ኣኼባ ዕውት ዝገበሮ ፈጽሚ ኢዩ።

       ብድሕሪዚ እታ ዝተመዘት ሽማግለ ነብሳ ንምስራዕ ናይ ብሕቲ ሓጺር ኣኼባ ዝገበረቶ ነቲ ኣኼበኛ ብዝርዝር ጸብጻብ ኣቅሪባ ኣኼበኛ ድማ ብዕግበት ብፍላይ ኣብ መሪሕነት ነዚ መንእሰይ ዝመረጽኩሞ ብምባል ነታ ዝተመርጸት ሽማግለ ጣቒዒት ተለጊሱላ።ኣብ መደምደምታ ኣኼባ እቲ ዝተመርጸ ኣቦ ወንበር መንእሰይ መድሃኔ ዝሃቦ መግለጺ ኣቦታት ኣዲታት ንዓይ እምነትኩም የሕዲርኩምለይ ከምቲ ዝኣመንኩምኒ ድማ ኣበርቲዔ ክሰርሕ አየ፤ ኢዚ ቃልሲ እዚ ሕጂ ተበገሰ ኣይኮነን ብኣቦታት ብኣዴታት ነዊሕ ቃልሲ ዝተኻየዶ አዩ። ሎሚ ግን ተዳጋጊፍና ነዚ ኣብ ርእሲ ህዝብና ዘሳቂ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ክንጸርጎ ኣሎና ከብቅዕ ኣሎዎ ንስራሕ ንዳሎ ክብል መግለጺ ተንቲኑ። 

     ጽማቕ ጸብጻብ  ናይ ዕለት7/4/2012 ኣኼባ ነዚ ዝተጠቅሰ ይመስል ነይሩ

     ክፍሊ ዕዮ ዜና ጨንፈር በይ ኤርያ ካሊፈርነያ ናይ ሃገራዊ ባይቶ U.S.A

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,263,451 وقت التحميل: 0.23 ثانية