Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
19/09/1445 (28 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 34  ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባይጊ ሃገር ጀርመን

መንዮም እዞም ሰባት ዝምነዩ ጥፍኣት

ናይ ኤረትራዊያን ደቀባት

From Berha Oqba 0.jpg

ጭርናዕ ፎፍያ ዝመራሒቶም መደናገርቲ

ታሪኽ ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና በሃልቲ

ተጃሃርቲ ናይ ዲክታቶር ኣገልገልቲ

ብሰንክኹም ወዲቅና ኣብ ኢድ መለኽቲ

<<ክሳብ ማዓስ ትኾኑ ናይ ጭፍራ ተኻላኸልቲ<<

From Berha Oqba 1.jpg

ቅንጂት እዚኦም እዮም ረኣይዎም

ጭርናዕ ሶፍያ ዝኣኻኸበቶም

ስውር ዕላማ ዘለዎም

<<ናይ ኤረትራ ነጻነት ዘይተዋሕጠሎም<<

ገሪሙና ሎ ገሪሙና

ኣብ ኣመሪካ ኮንካስ ኣብ ጎኒ መንግስትና

ኣብ ድያስፎሮ ኮንካስ ወዲ ኣፎም ጅግና

ውግእ ምስ ተኸፍተ ግና

ናይ ኣመሪካ  ፓስፖርት ኣሎና

እንዳ ደምሰሶ ኤረትራዊ ንመንነትና

እንታዎት ኢኹም ትምነዩ ንጥፍኣትና

ንኹልኹም ኤረትራዊያን ኣይኮንኩምን

ከይንብል ከመይገርና

እቶም ደቀባት ከማና ግና

ዓገብ ዘይትብሉ ከማና

እንታይ ጠቕምኹም መስ መጽነቲና

እቶም ዝብሉ ንሕናን መንግስትናን

ኣብ ዓዲ ምስ ጸንሑ ንምብጻሕን

ከም ኣመሉ መራሒኦም እንባገነን

ውግእ ምስ ጻሕተረ ዝብሉ ኤረትራዊያን ኣይኮናን

ገለ በሉ ኣመሪካዊያን ገለ በሉ ጀርምርናዊያን

ገለ ውን በሉ ፈረንሳዊያን ሆላንዳዊያን

<<ገለ ውን በሉ ነርወያዊያን ሽወዳዊያን<<

እቶም ንሕናን መንግትናን በሃቲ ዘይጽኑዓት

ኤረትራ ምስ ኢትዮጵያ ምስ ገጠመት ኩናት

ህድማ ኮነ ናብ ኣንባሳደራት

ኣድሑኑና እንዳበልካ ኣውያት

<<መንደቕ ኣስሪሖም ዝኾኑ ደቀባት<<

እቶም መዳናገርቲ ናይ ጭፍራ ደገፍቲ

ኣብ ማእከለን ዝብኢ ከም ዝኣተወን ከብቲ

ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ

ህድማ ኮነ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ

ኣስደሚምዎም ነቶም ናይ ጸጥታ ኣኽበርቲ

ቀስበሉ በልዎም ከይትሰብሩ ማሳኹቲ

ቀደም ሃደምቲ ሎሚ ሃደምቲ

ብክልተ ካብ ሚኢቲ

ኣይተሳዕረን መግዛእቲ

ንሃገር ተበጅዮም ቀያሕቲ ምስ ጸለምቲ

>>ሃደምቲ ናይ ፋሽሽቲ ኢሰያስ ኣገልገልቲ<<

ከምዚ እዩ ነሩ መልሶም እቶም

ዝወረሱ ሕድሪ ናይ ኣያታቶም

ንስኹም ሃሊኹም ኣይሃሊኹም

ኤረትራ ክትህሉያ ትጠፍእ ከይመስለኩም

እወ ከምቲ ዝበልዎም

ህግደፍ ሃዲሞም ምስ ሳዓብቶም

ወረስቲ ሕድሪ ግን መኪቶም

ተኻላኺሎም ንልእላውነቶም

ግን

እቶም ዝተኻላኸሉ ንልእላውነቶም

ገደብ ዘይብሉ ዕስካርና ምስ መረሮም

እንተ ሓተቱ ንመሰሎም

እንዳ ሰምዑ ቢሂወቶም

ኣብ ጎዳጉዲ ተኣሶሮም

ወዮም ሃደምቲ ተመሊሶም

ነቶም ጀጋኑ ይብልዎ ከዲዖም

እስከ ሕተትዎም ሕተትዎም

<<መንዩ ሃዳሚ ጀነራላት ኢሰያስ ዶ ንሳቶም<<

መስደምም ደቆም ካኣ ስምዕዎ

እቲ ዝበልዎ ሰሚዕኩም ፍረድዎ

<<ንምክልኻል ሓይልታት እሞ ኣስደሚምዎም<<

From Berha Oqba 3.jpg

ሕጂ ኻኣ ናይ ደገ ጃንዳ

ንደቆም ሰዲዶም ንሜዳ

ነቶም ዝወደዩ ሽዳ

ብዝይ ውዕለት ኣእዳዎም ዝቆርፈዳ

ዝተሰርሔ ጽርጊያ ዲጋ ምስ ረኣያ

ሳላ ብመብግትና ይብሉ ዓዲ ማዕቢላያ

መልሓስ ወለዶም ደጊመን ይፈርዳ

ግርም ፍርዲ ሰሚዕና ናይ ደቂ ጃንዳ

ሓሶት ናይ ወለዶም እንበር ናይመን ዳኣ ክወስዳ

<<ኣቱም ሰባት ህዝቢ ሰላም ሲኢኑ ብጉጅለ ኢሰያስ<<

<<<<<ስለዚ ንቀጽል ቃልስና<<<<<

እዚኣቶም ዝበልዎ ኣይነስተባህለሉ

ብክልተ ካብ ሚእቲ ርስቲ ዝተቀበሉ

ከምቲ ዜማ ናይ ወዲ ገብሩ

ድሕሪ ስዕረት ጃንዳ ክንብል ንኹሉ

እንቋዕ ኣርከብናሉ ኣርከብናሉ

ዓወት ነቲ ደም ይነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብየበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,909,796 وقت التحميل: 0.23 ثانية