Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
10/10/1445 (18 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 33 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

እዚኤንየን ዋዕሮታትና

ዝተቃለስቅ ንድርብ ጭቆና

SHAHEEDA.jpg

ዋዕሮታትና ይዘከራ

ብጉጅለ ኢሰያስ ዝተቐንጻላ

ከም ኣለም ምስፍን ዘኣምሰላ

ምስ ብጾታ ጠያይቲ ዘዝነቡላ

ኣንጊሄን ንድርብ ጭቆና ዝተኻላኸላ

ኣብ ኣኽራናት ሳሕል ዝተበደላ

መስዋእቲ ከፊለን ኤረትራዊ ኣደ ክሕሎ መሰላ

ዘይከምተን ወዲ ኣፎም እንዳበላ ዝዕልላ፣

<ኣለውና ወረስቲ ሕድሪ<

ኣብ ሃገሮም ምስ ሰኣኒ ክብሪ

ሳሃራ ሰጊሮም ውቂያኖስ ባሕሪ

ኣብ ስደት ንጃንዳ ዘእተዉሎም ቁሪ

መታን ኤረትራዊት ኣደ ክትከብሪ

ንጥሪት ንጭርናዕ ዝምክቱ ብግብሪ

<<ወይለኺ ኣቲ ከም ቀደም መሲሉኪ ትጭድሪ<<

ERITREAN,S GARMANY.jpg

ኣለዉና ወረስቲ ሕድሪ ኣለዉና

>>ኣለዋና ዋዕሮታት ኣለዋና<<

ኣለዋና ሰብ ድርብ ዕላማ

ሕድሪ ሰማእታትና ዘይጠለማ

ክንዲ ህዝበን ዝሓመማ

ምስ ደቀን ዝጎያ ኣሲረን ጋማ

ዝቃለሳ ኤረትራ ክቅንጠጥ ሕማማ

ንሕጊ ኣልቦ ዝቃወማ ዝቃወማ

ህግደፋዊያን ለብማ ለብማ

ንፍትሒ ኣሰር ዘን ዋዕሮታት ሰጉማ

እዝኒ ኮለክን ኣይትጽመማ ኣይትጽመማ

ኣደ ጀጋኑ ሓሲምዎ ኮሎ ርእሳ ተደርሚማ

<<ማስጣ ኣለዎ ክትሕነና ክትሽለማ<<

ኣለዋና ዘይከምተን ንሓደ ሰብ ዝኣምና

ዕስራ ዓመት ገረን ከይተመለሳ ንዓድና

እንቢ ንምልኪ ኢለን ዝጭድራ ኣብ ጎደና

ግዝኣተ ሕጊ ክሰፍን ኣብ ሃገርና

ኣይውክለናን ዝበላ ዘይመረጾ ህዝብና

ዘይከምተን ንዘይ መረጸኦ ዝብላ መንግስትና፣

ኣለዋና ዋዕሮታት ንፍትሒ ዝቃለሳ

ድሕሪ ነጻነት ንሃገረን ዘይተመለሳ

ንነጻነት ዝሰንከላ ደመን ዘፍሰሳ

ኣለዋና ዋዕሮታና ንደቀን ዘውረሳ

ልሳን ናይተን ሓንቲ ከይኣበሳ

4 Women.jpg

እኒ  ኣስተር ብኢሰያስ  ዝተሓበሳ

ከም ሰናይት ዘኣምሰላ ብዘይ ኣበሳ፣

<<ክንዲ ኣበይ ኣለዋ<<

ይገርመናሎ ኣዴታት ክነሰን ኣደ ክነሳ

እተን ንደቀን ሓቒፈን ንምልኪ ዝውድሳ

ኣደ ምስ ደቃ እንዳ ተፋላለየት ብዘይኣበሳ

<መራሒኦም ኣራዊት ሳዓብቶም እንስሳ<

<<<<ደቂ ኤረይ ደለይቲ ፍትሒ<<<<

ተዓዘብቲ ኣይትኹና ኢድክን ሓውሳ

ኢደይ ኢድካ ንበል ሉኡኽ ኣስረተ ካሳ

ብደም ደቃ ሓራ ዝኾነት ሃገር  ከየፍረሳ

ነትማን ሳሕል ሓሕ ንበሎም ንኤረትራ ክንፍውሳ፣

እተን ሕድሪ ከይጠለምክን ትቃለሳ ዘለኽን

ደቂ ኤረይ እዚዩ ምስክርነተይ ንዓኽን

ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ወስ ከብለልክን

ንዋዕሮታት ደቂ ኤረይ ሞያኽን

ተንቲንካ ኣይውዳእን ታሪኽክን

ንነጻነት ሰንኪልክን ተሰዊእክን

ሕጂ ውን ንፍትሒ ትቃለሳ ኣለኽን

ዋዕሮታት ደቂ ኤረይ ስኑድዩ ጅግንነትክን፣

ኤረትራዊያን ንስመር ንስመር

ደቂስካ ዘለኻ ተባራበር

ሰሚርና ንውፈር ብሓደ መስመር

<<ስርዓት ኢሰያስ ማሓዉሩ ክስበር<<

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሽዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,252,849 وقت التحميل: 0.11 ثانية