Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
17/10/1445 (25 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሕርበቶ ህዝቢ

መበል 31 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን፣

መጋቢት >8<ታሪኻዊት ማዓልቲ

ኤረትራዊት ዋዕሮ ኣስሚርኪ ንፍትሒ ክተቲ፣

Old ELF Arm.jpg

እዚ እዩ ታሪኸን ኣደታትና

ጅግንነት ኣመስኪረን ዋዕሮታትና

ተቃሊሰን ንድርብ ጭቆና

ስርዓት ኢሰያስ ምስ ጭፍሩኡ ግና

ይነብር ኣሎ ጨውዩ ንመሰልና

ሕጂ ውን ከም ትማሊና

ኤረትራዊያን ሓቢርና

ንሓርነትና ክንቃለስ ይግብኣና

ኣብ ፍትሓዊ ኤረትራና ግና

ይሕሎ መሰል ናይ ዎዕሮታትና።

(መጋቢት<8> ታሪኻዊት መዓልቲ)

እታ የዋህ ኣደ ንደቃ ንሜዳ ክወጹ

ዝመረቕት ኢላ ጽኑዕ ርገጹ

ንነጻነት ንሓርነት ሂወቶም ዝቐበጹ

ተሰዊኦም ሰንኪሎም ሃገር ነጻ ንኽውጹ

እታ የዋህ ኣደ ጀጋኑ ግና ንደቃ ኣሰዊኣ

ድሕሪ ነጻነት ኣይረኸበትን ጻማኣ።

እታ ዋዕሮ ኣደ

ንመስዋእቲ ደቃ ዝተቀበለት ብእልልታ

ኣብ ክንዲ ትሕበን ወዲቃ ኣብ ምጽወታ

ኣብ ሕንብርታ ዝበቆሉ ኮይኖም ገዛእታ

ብዘይ ፍቃድ ህዝቢ ኮይኖም መራሕታ

.ኣይፋልክንን ህግድፋዊያን .

ምስ እዚኦም ኣይትሃውትታ ኣይትሃውትታ

ንሕማቕ ማዓልቲ ማዓልታ ኣላታ

ህዝብና ቀሪቡዩ ኮታ

ባዕሉ ክመርጽ ናይ ህግደፍ መተካእታ

ኤረትራዊያን ንስመር ስለታ

ብመስዋእቲ ደቃ ዝዓለለት

ስለ ዝተበጀዉ ምእንቲ ነጻነት

ብጃህረኛታት ዝተዓሸወት

ባዓል ቤታ ዝሞታ

ሓሙሽተ ሽሕ ዝተቐበለት

ወዳ ሃዲሙ ግን ሓምሳ ሽሕ ዝከፈለት

ክልተ ግዝየ ብጠላማት ዝተበደለት

እታ ዋዕሮ ኣደ ኣቃሊሳ ዘቃለሰት።

(እዚዩ ታሪኸን ዋዕሮታት ኣደታትና)

ዋዕሮ ጓል ሃገረይ እንዳ ተዘከርኪ ንበሪ

ሰማእታትና  ኣመስኪረን እየን ብግብሪ

ህልውቲ ኤረትራዊት ሰሚርኪ ኣስምሪ

ንስኪ ኢኪ ሕማቅን ጽብቅን ትጾሪ

ዓንጋሊት ስድራ ጠሚኺ ተድርሪ

ንዝተፋላለዩ ኣዛቲኪ ኣፋቕሪ

ታሪኽ ናይ ብጾትኪ ኣተግብሪ

ዓገብ በልየን ነትን ዘይፈልጣ ነውሪ።

መጋቢት <8<ታሪካዊት ማኣልቲ

ጓል ሃገረይ ተቃሊሳ ጸረ መግዛእቲ

መሳርሒ ኣይትኹነ ንፍትሒ ተማጎቲ

ዘክርዮ ናይ ተን ብጅግንነት ዝኸፈላ መስዋእቲ

ኣፋላላይ ዘይብሉ ኤረትራዊ ማሕበር ምስርቲ።

ሹዑኡ

ኣብ ቅድመኽን ዝጸንሕ ወይልኡ

ምኽርኽን ዝነጸገ ጥፊኡ

ኤረትራዊ መንእሰይ ብድሕሪኡ

ምስ መሳቱኡ

የዘንቱ ታሪኽ ዋዕሮታት ጀጋኑኡ

ኣደ እያ ንኹሉ ተጻዋረት

ኣላይት ስድራ ፈራይት ጸጋይት

ስመር ብልዮ ናይ ተቓውሞ ሰራዊት

ኩኒ ቀላሲት ናይ ሓርነት ስኒት

ተሳኒና ያዕ ክንብሎ ነቲ ኣራዊት

ኣብ ፍትሓዊ ኤረትራ ክትኮኒ ናይ ሃገርና መራሒት

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘብን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,435,779 وقت التحميل: 0.25 ثانية