Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
15/10/1445 (23 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ብደሙ ነጻነቱ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ብደሙ ነጻነቱ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 27 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

Freedom by Blood.jpg

(እዚዩ ተግባራቱ ባርባራዊ ስርዓት ጃንዳ ህግደፍ)

ነዚ ርእዩ ዝኣመነ ይእመን ዝኣበየ ይራሕራሓዮ

እዚ እንዳ ሰምዔ ንጭፍራ ዘጣቐዔ ሓዊ ይብላዓዮ

ተቐባልነት የብለን ህግደፍ ምስ ወደቑ እንተ በለ እዝግዮ።

ንህዝብና እንዳ ኣጽነቱ

ይስሕቕ ምስ ጀነራላቱ

ህግደፋዊያን ዓይንኹም ክፈቱ

ኣይትመውሉ ንምሕድራ ሸፋቱ

እዚዩ ተግባራት ዑሱባቱ

ንኤረትራዊያን ይብስዑ ብጠያይቱ

ገለ ዝደሓነት ሂወታ ሂወቱ

ኣሉ ከይትብሉ እዚ ስእሊ ተመልከቱ

ክንደይ ውን ተዛሕዚሑ ኣምዑቱ

ገለ ውን በዛብእ ተጎቲቱ

ሃየንታ ኣለዎ ክንዲ ጭፍራ ክትማጎቱ

ምኹናን ካብ ኣበኹም ንተግባራቱ

ጃንዳ ህግደፍ ዘይተርፎ ስዕረቱ

ኣብ ፍትሓዊ ኤረትራ ምሱኡ ትሕተቱ።

እንኩ ዘይፈልጥ ብጀካ ሃቡኒ

ጠላም ክነሱ ይብል ጠሊሞምኒ

ከዳዕ ክነሱ ይብል ከዲዖምኒ

ውግእ ጻሕቲሩ ይብል ወሪሮምኒ

ጸጊሙኒ እንተ ሃደምኩ ይርሽነኒ

ዑሱባቱ ኣድብዮም ይጸንሑኒ

ተቃውሞ እንተ ኣስማዕኩ ጸጊሙኒ

ብ.ልእላውነት ኣማሳሚሱ ይገንሓኒ

ምሕደራ ህግደፍ መሪሩኒ

ዓደይ ገዲፈ ሃጽ ከም ዝብል ገሮምኒ

ኣብ ስደት ውን ዋህዮታቱ ይህውጹኒ

ምስ ጸገመኒ

ወሲነ ክሃድኖም ከም ዘነኒ።

(ተቃውሞ ደንበ ከምዚ ይብል ኣሎ)

ንስለያ ጃንዳ ጀሚረ ከሃድኖ

ብ.ኣፎሙዝ በቲ ዝኣምኖ

ከላእ ትድነኖ ሰሚርና ንህደኖ

ንደመኛ ኢሰያስ ኾንኖ ንኾንኖ

ምስ ጭፍሩኡ ዂዒትና ድፈኖ።

ወዲ ሰብ ሓርነት ሲኢኑ

ትም በል ተባሂሉ ኣፉ ክጨኑ

ንመንእሰይ ኣብ ጉድጓድ ወኻርያ ዝደፍኑ።

(እዚ ምስ ኮነ ኣነሞ ኡይይብል ኣለኹ)

ንወዲ ሰብ ምስ መሮሮ

ንምልኪ ምስ ሳኣነ ክጾሮ

ኣብ ከተማታት ይጅምር እንባጋሮ

ይጅምር ውን በሎ ኣባርሮ

ኣዴታት በርበረ ክዓጥና ክሳብ ዝስርስሮ

ሹዑኡ ኣብ መቓብር ጃንዳ ይድሰቕ ኮቦሮ

ንኢሰያስ ኣሲርና ከም ንህቢ ንብርብሮ

ንበዓል ደምና ክሳብ ማዓስ ክንጾሮ

ከም ናይዝጊ ከየሞተ ይነግር እቲ ዝገበሮ

ኢደይ ኢድና ኢልና ዕምሩ ነሕጽሮ።

(ሓቢርና ንበል )

ያኣክል ናይ ህግደፍ ዕንደራ

ክሳብ ማዓስ ብሰብ ጹሩራ

ኣሕዋትና ክድፈራ

ዕስራ ዓመት ሰሚዕና ፈኸራ

ያኣክል ዘይዋዓልካዮ ጃህራ

ደቂ ኤረይ  ሕበራ ሕበራ

ዕምሪ ጭፍራ  ክተሕጽራ።

ሕነ ክትፈድያ ናይ በዓል ሰናይት

ዕምሮም ክሓጽሩ ማንኪ ክሻ ኣራዊት

እዚኦም ከይተደምሰሱ ኣይርከብን ቅሳነት

ንጥፍኣትና ዝኣልሙ ወጊሑ ክሳብ ዝጽክምት

ዕጠቑ ኤረትራዊ ኤረትራዊት

ኤረትራ ክትከውን ደሞክራስያዊት

ሓርነት ክነግስ ሃገርና ክትከውን ፍትሓዊት

ባይቶ ተኺልና ክንብል እዋሓስ ኣግብእ

ግዝኣተ ሕጊ ክነግስ ንኹሉ ዘማጉት።

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበ እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,383,786 وقت التحميل: 0.05 ثانية