Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
15/10/1445 (23 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
እዛ ኣፈርክቡ እትብል ግጥሚ : ብ.11 ታሕ&am
أخبار

እዛ ኣፈርክቡ እትብል ግጥሚ

ብ.11 ታሕሳስ ኣብ ራድዮ ሽቱትጋርት ዝተነበት.ያ

ብ.ገብረሚካኤል ሃብተጽዮን (ቆሪጀ)ሃገር ጀርመን)

ኣፈርክቡ

ህግደፋዊያን ንዑ ተኣከቡ

በብዘለኩምምዎ ሃገር ተሰብሰቡ

ትባሃሉ ኣለኹም ኣፈርክቡ

እቶም ግዜ ዘለኩም ሓመድ ድበ ክተርክቡ

እቶም ጭንግዓቱ ቋረጣ ክትእክቡ

መራሕኹም ካብ ኣጥፈኤ ቀልቡ

እቶም ምሁራቱ ውን ታሪኽ ከተንብቡ

ትባሃሉ ኣለኹም ኣፈርክቡ

ንዓኻትኩምየ ኣቱም ተንጨብጥቡ

ሃገር ማዕቢላ እንዳ በልኩም ልቢ ገርህታት ክትሰልቡ

ኣብ ንውየርክ ጀነቭ ትድብሉ

ደቅኻትኩም ሓቐፍኩም ተሽካዕልሉ

ወለድኹም ዘዕበይኹም እንዳ ተበደሉ

ዓገብ ዝብሉ እንዳ ተመቁሑ እንዳ ተቀተሉ

ኣዕንቲ ከለኩም ትርእይሉ

ዓይኒ ሰብ ተንቁሩ ተባህለ ተዕልሉ

ንመጽነቲ መንእሰያትና ተገልግሉ

ስም ስውኣትና ተራኽሱ ብኣታቶም ትምሕሉ

ክልተ ካብ ሚእቲ ዘይከፈለ ኣይኤርትራውንዩ ትብሉ

ህዝብና እንዳ ተዳህከ መስላቱ ተኸልኪሉ

ክሳብ ማዓስኹም ክትዓብዱ ክተዳኽርሉ

ኣሜርካ ወያነ እንዳበልኩም ክትጽለሉ

ደመኛ ህዝቢ ኤረትራስ ኢሰያስዩ ባዕሉ

ሃገር ብዘይ ቁዋም ዘማሓድረሉ

ብሓደ ሰብ ዝውሰን ጉዳይ ሃገር ኩሉ

ብሓሶት ብሸርሒ ዝነብር ኣታሊሉ

ነብሰ ምትዕብባይ ዝፈቱ ንኻልኦት ኣቃሊሉ

ሓሳዊ ጃህረኛ ዘይሓፍር ኣምስሉ

ብህዝብና ተጻዊቱዩ ዝኣኽሎ ኣሽካዕሊሉ

(እንተ ሕጂ ግን)

መንእሰያትና እንካብ ተበገሱ

ይባራበሩ ውን ዝባዕገጉ ዝደቀሱ

ኢዶም ዘጣመሩ ኢዶም ይሓውሱ

ኢሂን ሚሂን ተባሂሉ ተቋዲሱ

ነዚ ሓደ ርእሱ ክልተ መልሃሱ

ነቶም ጥሪቱ ንሱ ንሕና ንሕና ንሱ

ህግደፍን ኣጫፈርቱን ብሓባር ክድምሰሱ

ክሳብ ማዓስ ክላገጽ ኣሕዋት ኣባኢሱ

ጸጊቦም እትብሉ ብጅምላ እንዳሞቱ

እንዳ ተጠብሔ ብኻራ እንዳ ተሸጠ ኩሊቱ

ሓዊ እንዳ ንደድዎ ኣካላቱ

ኣሓትና እንዳ ተደፍራ  ብማፍያትት ሸፋቱ

ከይቅመጥ ኣብ ዓዱ መሬቱ

ቀሲኑ ከይነብር ኣብታ ማሙቕ በቱ

ከይማሃር ከይምዕብል ከይካታተል ትምህርቱ

ብኣፍሙዝ ኣርዕዱ ገቢርዎም ባሮቱ

ንወዶም ንጓሎም ንሳዋ ኣክቲቱ

መንግስቲ ህግደፍ መንግስቲ ሸፋቱ

ደጊም ኣብቂዑዩ ተፈሊጡዩ ክፍኣቱ

ኩሉ ፈሊትዎዩ ዋላ እቶም ናቱ

ስኒትን ፍቅርን ንህዝብና

ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና

ሞት ንስርዓት ህግደፍን ጭንግዓቱን

ክንዕወት ኢና።

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,377,318 وقت التحميل: 0.33 ثانية