Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 22 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

Berhe Oqbaz ge 1.JPG

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

(ማዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮ ይመጽእ)

ባይቶና ከድምዕ ምእንቲ

መንእሰያት ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ

ደቀባት ደቂ ርስቲ ደቂ ጉልቲ

ደቂ ኢረይ ስመሩ ኣይትኹኑ ተዓዘብቲ።

ከምቲ ናቱ ስርዓት ሸፍቱ

ኣብ ኤረትራ ድሕሪ ውድቀቱ

ሕሚ ዘለዎ እንተሎ ሕልሙ ንኮንቱ

ደለይቲ ፍትሒ ስመሩ ክተቱ

ካብ ሱሩ ክምሖ ኢሰያስ ምስ ሳዓብቱ።

(ከም መንግስቲ ኢትዮጵያ)

ብዕንበባ ብኣክብሮት

ንኤረትራዊያን መን ተቀቢልዎም ብክብረት

ምስ ጎረበቶም ክነብሩ ስለ ዝደለዩ ብቅሳነት

ንሱዩ ናይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድልየት።

ኤረትራዊያን ንሕና

ጀመርቲ ቃልሲ ክነስና

መማህራን ክንዲ ንኸውን ተማሃሪ ኮና

ብኹሎም ጎራባብትና ተመሪሩ ሽምና

ጻሕተርቲ ውግእ ተሰሚና

ኢሰያስን ንጃንዱኡ ምስ ጨወዩዎ ነጻነትና።

ሃየባ

ህድሞና ንድብድቦ ከቋርጽ ናጠባ

ንጭፍራ ኣሊና ሃገርና ክንርእያ ዓንቢባ

ንህዝብና ንጋላግሎ ካብ ናይ ኢሰያስ ጸበባ

ሃገርና ኤረትራ ማዕረ ክንሰርዓ ምስ ዓለማ።

ክሳብ ማዓስ ክነብር ተበዲልና

ሃየባ ነበርክት እጃምና

ጻምኦም ንፍደዮም ንሰማእታትና

ንጃንዳ ህግደፍ ካብ ሱሮም ሚሒና

ነደ ቶም ጃጋኑ ንሓብሶ ንብዓታ ሕቢርና።

ንጭፍራ ያኣክል ንበሎም እባ

ኤረትራ ደም ነቢዓ ምስ ህዝባ

መስተርሆት ሲኢና በዚሑዋ ጸበባ

ደለይቲ ፍትሕ ተባራበሩ ባ

ህዝቢ ኤረትራ ደምዩ ዝነብዕ ዘሎ ኣኮነን ጸባ።

ድሕሪ ነጻነት ስደት መን ኣምጽኦ

ንመንእሰይ ከመይ ኢሉ ይከፍኦ

መንዩ ምሳና ሰሚርካ ኢሉ ዘጥፍኦ

ጽቡቕ ምኽሩ ካብ ህግደፍ ክንረክብ ኣዋጽኦ።

ወይ ንስርዓት ህግደፍ ንምፍራስ ተቃለሱ

ኣብ መሳጋገሪ ባይቶ ኢድኩም ሓውሱ

ወይ መልሓስኩም ሓዙ ሓዊ ኣይተናኽሱ

ካድራት ህግደፍ ንኢሰያስ ኣይትወድሱ

ነቶም ሰብ ሻርባ ትብልዎም ንዝቃለሱ

ንድሕነት ህዝቢ ባይቶ ዝተኸሉ ኣይተናኣእሱ

ድሕሪ ስዕረት ጭፍራ ከይትኸሰሱ።

መራሒ ጭፍራ ሐሶት ስንቁ   

ካብ ጽቡቑ ይበዝሕ ጸይቁ

ህግደፍ በዚሑና ጠንቁ

ክወግሕ ምእንቲ ምስ ጃንድኡ

ከም ተመን ንስበሮ ሑቑኡ

ሕማምና ክኸይድ ምሱኡ

ኤረትራዊይውን ንፍትሒ ተንሱኡ

ንሃገራዊያን ተቃወምቲ ኣይትጻብኡ

ኢሰያስ ከም ገዳፊ ኣይተርፊንዮ ግዲኡ

ኲዒትና ክነውጾኦ ኢና ካብ መሕቢኡ

ሹዑዩ ህዝብና ዝረክብ ጻሙኡ።

ሕጂ ውን ጃንዳ ይጕዝሙ ኣለዉ

ምስ መራሒኦም ክጠፍኡ ኣየክ ዕሽዉ

ከይደቀሱ ዝሓድሩ ንዑኡ ክሕልዉ

ተባህለ እንዳበሉ ብሩሑቅ ዘማዕድዉ

ድምጺ ደለይቲ ለውጢ ሰሚዖም ዝቅንዘዉ።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጃጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,279,880 وقت التحميل: 0.25 ثانية