Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
19/09/1445 (28 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊሱ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊሱ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 17 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ደሓንዶ ቀኒኹም ደቂ ኤረይ

ባይቶስ ተተኺሉ እነሆለይ

ብ.ተማሃራይ ሸቃላይ ተጋዳላይ

ብ.ደቂንስትዮ ብምሁራት እንተላይ

ጊደኻ ፍለጥ ሃገራዊ ኩን ቀላሳይ

ኣስላማይ ክስታናይ ንጭፍራ ንምእላይ

ስመር ስመር ብዘይ ኣፋላላይ  

      ዕምሮ ካሓጽሩ ክልተ ዝኣፎም ከም መንደላይ።

እቲ ኣብ ዋዕላ ዝተተለመ ትልሚ

ናይ ህዝብና ሕልሚ ጋህዲ ኮይኑ ሎሚ

ተበጊስና ኢና ክንሕግግሕጎን ጠላሚ

ብማዕዶ ምጥማት ሕደጎ ሎሚ ውን ከም ዓሚ

እጃምካ ኣበርክት ስምዓዮ ንደራሲ ንገጣሚ

ትምኒቱ ክረክብ ህዝቢ ደሞክራስያዊ ሕልሚ።

ተተኺሉ ባይቶ ዓደቦ

ተዛቲና ኣይኮነን ብትኳቦ

ኤረትራዊያን ሰሚርና ንኢሰያስ ዓቅሉ ክጸቦ

ዕልል በሊ ዋዕሮ ተሓጎስ ኣቦ

ስልጣን ህግደፍ ኣግዲፍና ንህዝብና ክነረክቦ

(ተተኺሉዩ እቲ ባይቶ)

ተበጊስና ኢና ንስርዓት ህግደፍ ክንሕግሕጎ

ኣውያት ህዝብና ሰሚዕዋ ረቢ ኣባጅጎ

ጭፍራ ክድምሰሱ ደቂ ደቁ ክርኢ ኣቦሓጎ

ሰናይ ዘበን ክምለስ ክንበልዕ ጎጎ

ሓሕ ኢልና ንስርዓት ማፍያ ንስጎጎ።

ዓልሊ ዋዕሮ ተሓጎስ ኣቦ ተተኺሉዩ ቲ ባይቶ

መታን ክፈትሕ ናይ ህዝብና ሕቶ

ፍትሒ ክረክብ ፍትሒ ዝሓርበቶ

ክንኣልዮ ናይ ግራትና ካኺቶ

ብርሃን ክረክብ ብርሃን ዝሓርበቶ

ንጭፍራ ህግደፍ ሚሒና ክነልዕል ቢሄራዊ ሕቶ

ጸልማት ተቐንጢጡ ክኸውን ወጋሃታ

ዓዲ ጀጋኑ ኣይትተርፍን ብከዳዓ ተባሒታ

ኢዶም ክፍደዩ በዓል ኩኩብታ

ንኤረትራ ጥርኑፋት ቢሄራት ምስትያታ

ቅድም ንድሕነት ህዝብኽን መክታ

ካብ ቢሄራይ ቢሄርካ ኢልክን ትማጎታ

ህዝቢዩ ወሳኒ ነጣጣሓሉ ደሞክራስያዊ ባይታ።

መንእሰይ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተዳሎ

ንፋሽሽታዊ ስርዓት ካብ ሱሩ ክንነቕሎ

መሳጋገሪ ባይቶ ተተኺሉሎ

ለብዘበን ዓመት ሓዲኡሎ።

እቶም ንውድባትን ንህዝብን ዝወከሉ

ንፍትሒን ንሐርነትን ዝተማጎቱ ከይተሃለሉ

ህዝቢ መታን ክረክብ መሰሉ

ኣብ ኤረትራ ደሞክራስያዊ ስርዓት ክተኽሉ

መኪቶሞም ነቶም ኮለል ዘብሉ

ኤረትራ እያ ናይ ወደባት ናይ ኩሉ

ኣፋላላይ ዘይብሉ

መሰል ናይ ኩሉ ትሕሉ እንዳ በሉ

ዓሰርተ ማዓልቲ ተማጒቶም ከይተሃለሉ

ብእንካን ሃባን ባይቶ ንኽተኽሉ

ህዝቢ ብሕጊ ክዳነ ክሓልፈሉ።

እቲ ሓደ ብገርሁ

እቲ ሓደ ኣንጊሁ

ክዕንቅፍ ኣገሪሁ

ብዙሕ ጺዒሩ ብደለይቲ ፍትሒ ተበዲሁ።

ፈሺሎም እቶም ኣይግዶም

ዝሃውተቱ መምጺኢኦም ዘንጊዖም

ደለይቲ ፍትሒ ምስ ተዓወትሎም

ሹዑ ተረዲእዎም ቦታ ከምዘይብሎም

ድልየት ህዝቢ ክዘርጉ ዝመጹ ፈሺሎም

ብዝመጽዎ ተመሊሶም ድርዕቶኦም ጠቕሊሎም።

ኣብዘይ ሰምዓካ ደብሪ ኣይትማህለል

ህዝቢ ሕጂ ንመሰልካ ተጋደል

ቀሚሽ ኣደይ ሓንኩልኒ ኣይትል

ሕልሚ ጃንዳ ህግደፍ ክብለል።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,906,143 وقت التحميل: 0.34 ثانية