Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
16/10/1445 (24 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ጋዜጣዊ መግለጺ ፖሎቲካዊ ሽማግለ &#478
أخبار

ENCD March 2011.jpg

 

ጋዜጣዊ መግለጺ ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኮምሽን ብዛዕባ ሰነዳት ሃገራዊ ጉባኤ

ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንህዝብን ንኩልም ተሓጋግዝቲ ሽማግለታት ንጉባኤ ኣብዚ ዝሓለፍ ዓመት’ዚ ብዝገብርዎ ዝጸንሑ ጓስጓስን ምስንዳው ስርሓት ሃገራዊ ጉባኤ እናምገሰ፡ ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኮምሽን ንኩሉ ክፍሊታት ሕበረተስብ ኤርትራ ነቲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኪግበር ተወጢኑ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ዘትዓጻጸፈን ተውሳኺን ጽዕረ ክገብሩ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ  ጽውዒቱ የቅርብ።

ግዜ ምገባእ ሃገራዊ ጉባኤ ብምቅራቡ ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኮምሽን ምትሕበባር ዜጋታትና ኣገዳሲ ሙካኑ ሰለዚአምን፡ ኩሉ ጉድስ ኤርትራዊ ኣብቲ ፖሎቲካዊ ሰነዳት ዝቐርቡ ሃነጽቲ መማረጺ ሓሳባትን ርእይቶታትን ለበዋታትን ትዕዝብቲታት ኣብ ውሽጢ ዓስርተ ኣርብዓተ መዓልቲታት ብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ኢመይል፡ (politicalcomm10@gmail.com) ክስዱልና ነዘኻኸር። ምኽንያቱ ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኣብ ዝተቀበሎ ናይ ህዝቢ መማረጺ ሓሳባትን ርእይቶታትን ለበዋታትን ትዕዝብቲታት ብምውካስ ንምህብታም እቶም ሰነዳትን ንምድላዎምን ኡኹል ጊዜ ንክርክብ ንምሕጋዝ’ዩ።

በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንኩሎም ብጊዜኡምን ጉልበቱምን ኣብ ጉዳይ ምስላጥ ትልሚ ሃገራዊ ጉባኤ ዝብርክቱ ዝጽንሑን ዝልውን ዜጋታትና ልዑል ምስጋና ክንቅርብ ነፍቱ። 

ዓሊ መሓመድ ስዒድ

ኣቦ መንበር ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኮምሽን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

15 መስከረም 2011

WWW.ENCDC.COM 

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,401,681 وقت التحميل: 0.23 ثانية