Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
10/10/1445 (18 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ተባዓ ህዝቢ ኤረትራ ተባራበር!!
أخبار

 ተባዓ ህዝቢ ኤረትራ ተባራበር!!

HAILA FRAZGE.jpg

ንስኻ ብዘይ ትፋልጦ መንገዲ ጀጋኑ ዕንባባ ደቅኻ አብ ሕማቅ ኩነታት 

እርከቡ አሎው ተአሲሮም ተረሽኖም አብ, ዝኸፈኤ ምሲጢራዊ ዝኾነ እስርቤት

ወይ ቡሩቱዕ ጸሐይ ዞሎዎን፤ ጸሐይ ዘይርኡሉን ጉዳጉድ ኮንተነር ዝአመሰለ ተአሲሮም እርከቡ አሎዉ፤ገልኦም አብ ጽላለ አትዮም፤ አብ ጸላኢ ዝነበረሉ ግዜ ኡኮ እዚ ብዝሒ ሕጅ አብ ዓድና ሰለስተ አርባዓተ ዒጺፊ ብዝሒ ዞሎዎ ኮይኑ እርከብ ድሕሪ ናጽነትና ሰለምንታይ ዘይትብል አንታ ሐያል ህዝቢ አይበዝሕ እዚ ትዒግስቲኻ ተስእ ደአ ሕጅስ ዕንባባ ደቅኻ ይጸንቱ አሎው ወጽዓት ዕምባባ ደቅኻ ካብ ናጽነት ጀሚሮም ዘይሐሶቡዎ መዓት እዩ ወሪዱዎም ዞሎ፤ በኽዮም በኽያቶም ዘይስማዕ ኮይኑ ተሪፉ፤ካብ ዞሎናዮ ሞት ናይሐቂ እሕሸና ኢሎም ንዝጠርዑሉ ሲኢኖም ሂወቶም ዘጥፉኡ ካብ ሐቂንላዕሊ ብዙሐት እዮም ከሙኡ በቲ ሐደ ሸነኽ ድማ ንሃገሮም እምኒ ደርቢዮምላ ብጥይት አሕዋቶም እናተሃዱኑን እናተቶኮሰ ገልኦም አብ መግዲ ተሃሪሞሞ አመንገዲ ቀባሪ ዘይቡሎም ስጋ አዛብእ ኮይኖም እተረፉ አሎው ዒድል ዝገበሩ ድማ አብ ኮልል ዓለም ይአትው ተወሳኺ፤ ሰደት ዓቢ ሽግር እዩ ስደት ሽግር ሙኾኑ ውን ኩሉ እፋልጥ እዩ ግን እንታይ እገበር ህዝቢ ኤረትራ ምስ ዶቁ ጉድ ረኽብ፤ ተአክብ ተዛራረብ ከምቲ ባህልኻ እስከ ህዝቢ ኤረትራ ድንጋጸ ግበር አብዞም ዕምባባ ደቅኻ  

ወደይ ወይ ጎለይ ክርኢ እልካ እስከ ረአዩም ዕድል እንተረኸብካ ዕድል ግን ዮሎን ኪድ ውጻእ ኢሎም ብሐይሊ ይውጽኡኻ አብ ሐዊ እተው ምስ አሕዋቶም እዮም ዘሎው ኢሎም ምስቲ ሒዞሞ ዝመጹ መግቢ ገዞኦም እምለሱ፤ካብቲ ዝገርም አብ ግዝዬ ጸላኢ ዝነበረሉ ኣብ ሰንበል ዝተባህለ እቲ

ዝዓበየ እስርቤት ዝነበረ ሰብ ዝቀተለ እኮ መግቢ ሕዝካ እእቶ ነይሩ ከምዝ ሕጂ

ዒራዒሮ ወይ ጸላኢ ገሩዎ ዘይፈልጥ ሐድሽ ሕቡእ ዝኾነ ጎዳጉዲ ካብቲ ዝነበረ እስሪቤት 7% ካብቲ ናይቀደም፤ በዝሑ እስርቤት እርክብ ሕጅ ስልምንታ እመስለካ ህዝቢ ኤረትራ እምባአር

ብቡዙሐት ሙህራት ተዓዘብቲ ዝብሉዎን ብዙሐት ካብ ህዝብና ውን በጺሖሞ አሎው

እቲ ንሶም ዝብሉዎ ብኽልቲኡ ወገን ድማ መንኢሰያት ወለዶ አጽኒትካ ሐድሽ ዎሎዶ ዘይብላ ገርካ፤ ብዶቆም ደቂዶቆም ትምራሕ ኤረትራ ባህሊ ኤረትራ አጥፊእካ፤ከምቲ ቃሕዝቦሎም ከምዚ ሕጂ ዝገብሩዎ ዞሎው ንምግባር ጥራይ እዩ ጻዕሮም

ህዝቢ ኤረትራ ትጥፋእ ኣሎኻ ቐሕ በል ነቶም ዓምባባ እልክ

400 ምኢቲ ደቅኻ ሃጽ ኩቡሉ ካብዚ ቀታል ህዝቢ ኤረትራ አብ ባሕሪ ጠፊኦም

ትርእዮ አሎኻ፤

እዝኦምስ ዓለም ሪኢዎም ተዛሪቡ ቦኦም፤ እቲ ቀታል መጽነት ህዝቢ ኤረትራ,

400 ሚኢቲ ዕንባባ ሃገር ጠፊኦም ኢሉዶ ነጊሮምኻ፤አይነገሩኻን ስለምንታይ

ሐዘን ዶቆም ካይአክል ወረ ካብ ገለ ወለዲ እስማዓ ኣሎ አበይ ከይዱ ወድኻ ጎልካ እናቦሉ

ገንዘብ ኸፎሉ እብሉዎም አሎው በዓል ሐደ 50.000 በዓል ኽልተ100.000 ወዘተ,እንዳበለ እቅጽል

እንተ አበዩ ወዲ 80 ዓመት ካቡኡ ንላዓሊ ውን ይኹን እስርቤት እዩ ዝአቱ

ስለዝ ህዝቢ ኤረትራ ካብዝ ንላዓሊ እንታይ ንጽበ አሎና ቀሸ ዝእሰረሉ ሸኸ ዝእሰረሉ

ወልዲ ዝእሰሩሉ እዋእ እምበርዶ ሐቂ እዩ ትም እልካ ትርእዮም ዞሎኻ ኽሳብ መአስ እዩ።

ብሐጽር ግዜ ውድቀት ንህግደፋዊያን!!

                  ዓወት ንህዝቢ ኤረትራ!!

                  ዝኸርን ኽብርን ንስውአትና!!

                  ብሃይለ ፋረዝጊ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,259,475 وقت التحميل: 0.22 ثانية