Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
19/09/1445 (28 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ብናእሽቱና ዝራኣናያ ክተንበልብል
أخبار

ብናእሽቱና ዝራኣናያ ክተንበልብል

ባንደራና ምስ ወረደት ዝበሉ እልል

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

(ንባንደራ እዩ ሓርበኛ ሕሰን ማሓመድ ዓሊ ከምዚሉ ዝዘየመላ)

ምስ ሰምዔ ኣብ ኣኽራናት ምስ ጀጋኑ ከምዘላ በቲ ጡዑም ድምጹ ኣብ ሰብዓታት ከምዚ ኢሉ ዝዘየመላ ንሃገርና ኤረትራ ባንደራኣ ምስ ኣውረድዎ ገዛእቲ ኣምሓራ ።ንትምህርቲ ዲኺ ንወጻኢ ክድኪ ውይስ ሓሚምኪ ኢኺ መፈወሲ ሲኢንኪ ተመለሲ ንገዛኺ ብእዋኑ እተዊ እተዊ መታን ቲ ትሕማመይ ቀልጢፋ ካሓዊ፡ ሕጂ ውን  እንታይ ሰሚዕካ ትም ትም፡እወ እንዳሰምዔ ኩሉ ኢሉ ትም ሕትም ገዳይም ይኹኑ ሓደስት ስነጥበባዊያን ናይ ኤረትራ ወይ ንዑኡ ምውዳስ ወይ ትም ኮይኖም ሓቦ ሲኢኖም ዋላቶም ኣብ ስደት ዝነብሩ። ሕሰን ግን ቀጽል ከም ቀደምካ ንቃልሲ ዓድም በቲ ጥዑም ድምጽኻ ንጽበ ኣሎና ክንሰምዕ ዜማኻ።

(ዳዊት እፍረም ውን ከምኡ)

ናጽነትና ምስ ተጨወየ ብሕድሪ ዝጠለሙ እዚ ድዩ ናጽነት ናጽነት ዝበለ ደጋጊሙ ኣውያት ህዝቢ ኤረትራ ዘቃለሔ በቲ ሓያል ዜማ ገሩ እወ ከማኻ ይብዝሑ) እታ ናጽነት ትብል ዜማኻ መልእኽቲ ኣለዋ ናዓኣ ሰሚዑ ዘይነብዔ ኤረትራዊ የሎን ቀጽሎ ኣማሓላልፍ ብዜማ ምልእኽትኻ ሕቡናት ኢና ብዜማኻ።

ኣብ ሰብዓታት በቲ

ሓደ ካቶም ዘየምቲ

ብዜማ መላዓዓልቲ

ናይ ሃገርና ሃብቲ

ዘይኮነ ከምቶም ወደስቲ

ዝነበሩ ተቃለስቲ

ንዝና ገበተ ገጠምቲ

ዝኾኑ ደረስቲ

ናይ ሎሚ ሃገርይ ባሃልቲ

ንሓደ ሰብ ኣምለኽቲ።

ብናእሽቱና ዝራኣናያ ክተንበልብል

ባንደራና ምስ ወረደት ዝበሉ እልል

ዝበሉ ኣንድነት ንበል

ገና ኣለዉ የብሉና ኮለል

ይገብሩና ከም ንማቓቐል

ንሶም ኣትማን መራሒኦም ገበል።

ንገለ ኣቦታቶም

ገለ ካኣ ባዕላቶም

ዝኸድዑ ኤረትራዊነቶም

ኣሕሊፎም

ዝሃብ ነኣሕዋቶም

(ብ61ን)

ቃልሲ ምስ ተጀመረ ጸኒሖም

ብ66ን ሊኢኾም

ንሜዳ ወከልቶም

ዎዮም ሉኡኻቶም

ክስታን ኣስላም ኢሎም

ኣሕዋት ፈላልዮም

ኣዳምዮም

ናጽነትና ጨውዮም

ብምልኪ ተኪኦም

ዋጋ ደምና ኮይኑ ንጠቓሞም

ነ40 ዓመት ክዕንድሩ ዝሓገዝዎም

ሓደ ካብቶም ዎይጦታቶም

ወናኒ መስከረም

ኣብ ተሐኤ ዝነበሩ ተጸፍዮም።

ናይ ጭፍራ ኣገልጋላይ

ጭርሖ ናይ

ሰብዓታት ደጋማይ

መልእኽቱ ንምፍልላይ

እንዳ በለ

ኣከለጉዛይ ሓማስየናይ

ሰረወታይ ሰንሒታይ

ወዲ ባርካ ሳሕላይ

ወዲ ጋሽ ኢልካ ምፍልላይ

ወዲ ደንከል ሰምሃራይ

ዝገደደ ካኣሎ

ዓሳውርታይ

ብልየናይ

ኩናማ ዓፋር

ጀበርቲ

ኣስማት ቢሄራት

ኣውራጃታት ምስማይ

እንባኣር ነዚኦም ንምእላይ

(ከምቲ ፍርዲ ወኻርያ)

በትሪ ኣብ ኢድካ

ተመን ኣብ እግርኻ

ተቃሊስካ ሃገርካ

ሓራ ከምዘይ ገበርካ

ምእዙዝ ዝኾንካ

ዕጥቅኻ ኮሎ ምሳኻ

ዘይትጥቀመሉ ከም ቀደምካ።

ጅግናዶ ኣይነበርካ ተሳበር

ወዲ ሃገር ተባራበር

ስደት ግዝያዊ እንበር

ብዘይሃገር ዶ ይንበር

ምእንቲ ህዝቢ ሃገር

ንሕበር ንሕበር።

(ሃየንታ ኣለዎ)

ድሕሪ ነጻነት

እንተ ተጠልመት

ጀጋኑ ሰማእታት

ሞባእ ዘበርከተት

ሳኣን ስምረት

ዳግማይ ክንግዛእ ብሰብ ብረት

እዩሞ ዕውረት

ህዝቢ ክነብር ብቅሳነት

ካብ ሱሩ ክማሓው ንዲክታቶርነት

ንለውጢ ኣሎና ንሕተት

ንዓድና ክንምለስ ካብ ስደት

ድሕሪ 20 ዓመት

ክነስተማቅር ነጻነት።

ሰናይ ቅነ ኣብ ዝቅጽል የራኽበና

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,905,019 وقت التحميل: 0.21 ثانية