Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ኣብ ከተማ ሱ-ፎልስ ደቡብ ዳኮታ ህዝ&#4
أخبار

Er Na Com Jan  2011.jpg 

ኣብ ከተማ ሱ-ፎልስ ደቡብ ዳኮታ ህዝባዊ ሽማግለ ቆይማ።

ከተማ ሲፎልስ ደቡብ ዳኮታ ካብ ጥሪ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ብምምሕዳር ናይ ሓደ ኣባል ህዝባዊ ሽማግለ ኣብ ሚንያፕለስ ክትሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ። ትማሊ ቀዳም 23 ሓምለ 2011 ግን ከተማ ሲ-ፎልስ ኣብ ኣሜሪካ ናይ መጨረሽታ መዓስከር ህግደፍ ዝፈረሰላ ከተማ ኮይና’ላ፣ እዚ ኣብ ማእከላይ ቤትንባብ ናይ’ታ ከተማ ዝተኻየደ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ብጉዳይ እገዳ ልቡ ተሰሊቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ዓቢ ተወሳኺ ሻቕሎት ዘሕደረ እዩ ነይሩ፣ እቲ ኣኼባ’ዚ፡ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ሰሜን አሜሪካ ኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይን፡ ብኣቦ መንበር ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ሚነሶታ ኣቶ ብርሃነ ተስፈን ዝተመርሐ እዩ፣ 

 ENDC DAKOTA.jpg

አብዚ ህዝባዊ አኼባ’’ዚ ቀንዲ ካብ ዝተላዕሉ ነጥብታት፡

·         ታሪኻዊ አመጻጽአ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

·         ሕጂ ዝካይድ ዘሎ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤን አወዳድቡኡን። ኣብ’ዚ መስርሕ ዘሎ ተሳትፎ ህዝብን ከምኡውን

·         ምቛም አባላት ሽማግለ ህዝብን ዘትዩ

አብዞም አብ ላዕሊ ተጠቂሶም ዘለው ነጥብታት ንልዕሊ ክልተ ሰዓት መብርሂ ምስ ተዋህበ አኼበኛታት ናይ ሕቶን ርእይቶን መድረኽ ተኸፊቱ ካብቶም ዝቀረቡ ሕቶታት ንምጥቃስ ዝአክል ከኣ፡

1.  እዚ ቆይሙ ዘሉ ኮምሽን አብ ተቓወምቲ ውድባትን አብ ሲቪክ ማሕበራትን ተቀባልነቱ ከመይ እዩ

2.  መንግስቲ ህግደፍ ክውድቅ ዝኽእል እንታይ ዓይነት አገባብ ቃልሲ ምስ እንኽተል እዩ (ብዘይጎነጻዊ ወይስ ብጎነጻዊ)

3.  አብዚ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ዘይተሳተፈ ውድብ አሎ’ዶ እንተሃልዩኸ ንምንታይ

4.  ነዚ ዝመጽእ ጥቅምቲ  ዝግበር ጉባኤ ንክዕወት ውድባት ክጻወተኦ ዘለወን ተራ እንታይ ‘ዩ?

5.  አብ መንጎ ኪዳንን ሃገራዊ ኮሚሽንን ዘሉ ፍልልያትን ዝምድናን እንታይ ይመስል ዝብሉ ነበሩ?

አብዚ አኼባ’ዚ ንኩኹሎምም ሕቶታት ዝምልስ ሰፊሕ መብሪ ተዋሂቡ። አብ መወዳእታ ከኣ ሐንቲ ጓል-አንስተይቲ እትርከቦ ትሽዓተ ዝአባላታ ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ብምቛም አኼባኡ ዛዚሙ።

ህዝባዊ ሽማግለ ከተማ ሱ-ፎልስ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,271,445 وقت التحميل: 0.25 ثانية