ተሓጋጋዚት
ሽማግለ
ኣትላንታ
ኣገዳሲ
ህዝባዊ
ኣኸባ
ንተቀማጦ
ኣትላንታ
ኣብ
ዝሓለፈ
ሓምለ 9
2011
ብዛዕባ’ቲ
ብሃገራዊ
ኮምሽን
ንዲሞክራሲያዊ
ለውጢ
ዝቐረበ
ኣርባዕተ
ረቒቕ
ዘካተተ
ንድፊ
ወረቓቕቲ
ቀዳማይ
ዙር
ዘተ
ከምዝተኻየደ
ዝዝከር’ዩ።
ኣብ’ቲ
ህዝባዊ
ዘተ፡
ንድፊ
ወረቓቕቲ
ገለ ክፋሉ
ተዛትይሉ
ነቲ ዝተረፈ
ኣብ
ካላኣይ
ዙር
ንኽራኸብ
ቀዳማይ
ዙር
ኣኼብኡ
ብህድኡን
ሰላማውን
ልዝብ
ዛዚሙ
ተፈላልዩ።
ነቲ
ዝሓለፈ
ውሳኔ
መሰረት
ብምግባር
ህዝባዊ
ሽማግለ
ንሃገራዊ
ጉባኤ
ጨንፈር
ኣትላንታ፡
ንኹሉ
ንለውጢ
ዝቓለስ
ኤርትራዊ
ዘሳትፍ
ካላኣይ
ዙርን
መቐጸልታን
ዘተ
ናይ’ቲ
ንድፊ
ወረቓቕቲ
ከአንግድ
ንኹሉ
ግዱስ
ኤርትራዊ
ዕድመ
የቕርብ።ኣብዚ
ኣገዳሲ
ዕለት’ዚ፡
ነቲ
ኣርባዕተ
ረቒቅ
(ንድፊ
ወረቓቕቲ)
ህዝቢ
ናይ
መወዳእታ
ዙር
ክመያየጠሉ
ስለዝኾነ፡
ኩሉ
ኤርትራዊ
ብተገዳስነት
ክሳተፍ
ደጊምና
ብኣኽብሮት
ንዕድም።
ካላኣይ
ዙር
ምይይጥ
ናይዞም
ዚሰዕቡ ብኮሚሽን ዚተዳለዉ ዶኩመንታት
(ንድፊ
ወረቓቕቲ)
አዩ።
1, ንድፊ መሰጋገሪ
ቅዋም ሃገረ ኤርትራ
2. ንድፊ ሕገ ህንጻ
መሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ
3. ናብ
ደሞክራሲ
ዚግበር ጕዕዞ
ዘገልግል
ኣብ ግብሪ
እተመስረተ
መምርሒ ካርታ
4. ሃገራዊ
ፖሎቲካዊ
ቻርተር ንመሰጋገሪ
ሃገራዊ
ባይቶ
ዕለት
ንቀዳም
ሓምለ 30 2011(July
30, 2011)
ሰዓት
12፡30
ድ.ቀ
ቦታ
ዲካልብ
ላይብረሪ
ካቪንግቶን
ሃይዋይ
(Dekalb Library 3500 Covington HWY, Decatur, GA. 30032)
ተሌፎን፡
770-363-5413 404-276-0336
404-218-2505
ብደሓን
ምጹ
ተሓጋጋዚት
ሽማግለ
ሃገራዊ
ኮምሽን
ንደሞክራስያዊ
ለውጢ፡
ኣትላንታ
ዓወት
ንመስርሕ ደሞክራስያዊ
ለውጢ!!
ዓወት
ሃገራዊ
ጉባኤ!!
|