Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ቲ ጸልማት ክቅንጠጥ ኢሉ
أخبار

ቲ ጸልማት ክቅንጠጥ ኢሉ

ኣሃዱታት ኤ.ዲ.ኪ ካብ ተላዕሉ

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

እወ ኤረትራ ሃገርና ቀያሕትን ጸለምትን ከፊልና ኢና ረኺብናያ ሕድሮም ንምትግባር ንቃለስ ኣሎና፡ ጸረ ቶም ዘጸልመቱ ናጽነትና ክብረቶምን ርዝነቶም ስለ ዝኣመና ክንድቅስ ክንትንስእ ንዝክሮም ንጀጋኑና ማዓስ ኣብ ዕስራ ሰነ ጥራይ ኮይኖም ዝዝከሩ ሰማእታትናጸረ ባርባራዊ ስርዓት ህግደፍ ሓርነትና ዝጨወይ ንፍትሒ ንግዝኣተ ሕጊን ንደሞክራስያዊት ኤረትራ ክንቃለስ ሕደጉና ኣብ ሕጊ ኣልቦ ስርዓት ዘጽደቖ ባዓላት ኣይተማጉቱና ። (ልዕለና ማዓስ ትፈትውዎምን ትሕለቕሎን ንጀጋኑ ሰማእታትና)

ኣይትፈትኑ ክድዓት ክተሸክሙና

ኣለምን ቀለታን መንሽሮ ህዝብና

ተልእኾኦም ክዘርጉ ሓድነትና።

ንሕና ኣይኮናን

ከም ህግደፋዊያን

ዕላማ የብልናን

ሃገር ንምብትታን

ከም ወናኒ መስከረም ውን

ዑሱባት ኣይኮናን

ክድዓትን ጥልመትን

ይምልከቶም ንህግደፋዊያንን

ንሳዓብቶምን ኣገልገልቶምን።

መንዩ ዝፍትን

ከባእስ ምስ ኪዳን

ቲ ሓደ ንክድዓቱ ክሽፍን

ብክድዓት የጸልም ንኮምሽን

ብሓሶት ይፍትን

ንዲክታቶር ክህቦ ፍናን

ቲ ሓደ ውን ሕቱኡ ቀናን

ቢሄራትና ከይኮና ምልካዊያን

ኤረትራ ከይትፋናጨል ውን

ፍርሂ የብልናን

ኣስላምና ይኹኑ ክስታን

ጭርሖናዩ ኤረትራ ንኤረትራዊያን

ሰሚዕኩምዶ ቀለታ ኪዳነ ሕቱኡ ቀናን

ምስ ቀተልትና ይሕሸና ዝብል ኣይሰማዕናን

መንዩ ዝፈርህ ካብ ደሞክራስያዊ ኪዳን

ኣብ ናይ ጽባሕ ኤረትራ ግን

ህዝቢዩ ወሳኒ ውድባት ኣይኮናን።

ሰሚዕናዮ ካሓትት ቀናን ሕቶ

ዓቕሊ ጽበት ይጋማጠል ከም ነፋሒቶ

ይፍትኑ ንህዝቢ ከደቅሶዎ ኣብ ካኺቶ

ህዝቢ ሰሚዕዎሎ ናትኩም ሕቶ ርኢቶ

መርዛም ፖሎቲካ ገዲፍና ሓቂ ንፍቶ።

ግዝየ ኣለዎ ንኹሉ

ኣሃዱታት ኪዳን ካብ ተላዕሉ

ሓደ ድሕሪ ቲ ሓደ ካብ ነቐሉ

ንህዝቢ ክካላኸልሉ

ከሕጽሩ ዕምሪ ጓሓላሉ

ኤረትራዊያን ለብሙ በሉ

እስከ ነስተባህለሉ

ቢሄራት መሰልና ክብሉ

ጠንቂ ናይዚኹሉ

ይግባእ ክንማራመረሉ

ስርዓት ህግደፍ እዩ ባዕሉ

ኣብ ስዕረቱ ይፍታሕ ኩሉ።

ደሞክራስያዊ ኪዳን ስርሑ ቅያ

ሓግሕግዎ ናይ ህግደፍ ስለያ

ኣሓትና ክፈርያ ክጸግያ

ኣደታትና ውሉድ ውላደን ከዕቢያ

ኤረትራ ሃገርና ማዕቢላ ክንርእያ

ክትማሓዳደር ብስርዓት ደሞክራስያ።

ትቃራረብ ኣላ ታናይ ሓቂ ማዓልቲ

ኤረትራዊያን ኣይትኹኑ ታዓዘብቲ

ድቃስ ያኣክል ተንሱኡ ሰብኣይ ሰበይቲ።

በቲ ህዝቢ ኣጥምዩ ዝቑንጁ

ዉሑዶ ደምና ውሒጁ

ብሕጊ ኣልቦ ስርዓት ጠበናጁ

ያኣክል ንበል ክሳብ ማዓስ ክንጃጁ።

(ሰናይ ቅነ ኣብ ዝቕጽል የራኽበና)

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,914,933 وقت التحميل: 0.21 ثانية