Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻ&#477
أخبار

Alaince 1.jpg

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤዲኪ

 ንወጻኢ ዑደት ስራሕ ጀሚሩ።

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ   ወጻኢ ሃገራት ኤውሮጳን ሰሜን ኣሜሪካን ንዘካይዶ ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት ንምጅማር ብዕለት 24 ሰነ 2011 ኣብ ከተማ ለንድን ኣትዩ።

ኣብ ዑደቱ ምስ መንግስታዊ ሓለፍትን ኣባላት ፓርለማን መራሕቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ርክባት ንምክያድን  ብሓፈሻ ንህልዊ ኩነታት  ኤርትራን ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ብባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ዝተበየነ ማዕቀብ ቁ.1907 ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ስሩዕ ዳግማይ ንምርኣይ ተታሒዙ ዘሎ መደብ ብዝምልከትን ምምይያጣት ንምግባርን ዘጠቃለለ’ዩ። ከምኡ’ውን ንኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመትዚ ክጋባእ ተመዲቡ ዘሎ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጥን ውጽኢታቱን ብምሕባር፡ ዘሎዎም ኣረኣእያን መርገጽታትን ንምፍላጥን ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ከም መተካእታ ስርዓት ህግደፍ ንክኸውንን ክበቅዕን ብወገኖም ክገብርዎ ዝግባእ ደገፋት ንምሕታትን ዝዓለመ እዩ። ብተወሳኺ ምስ ጨናፍራት ኪዳንን ህዝብን ርክባት ከምዘካይድ ተሓቢሩ ኣሎ።

ተጋዳላይ በሽር ኢስሓቕ ቅድሚ ናብ ወጻኢ ዑደት ምጅማሩ ምስ ኤምባሲታት ዝኸደሎም ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ዝርዝር መደባት ዑደቱ ኣመልኪቱ ርክባት ብምክያድ ሰፊሕ ምይይጣት ከምዘካየደ ይፍለጥ። ኮምኡውን ምስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመጹ ዝተፈላለዩ መንግስታዊ ልኡኻት ብፍላይ ከኣ ምስ ሽማግለ ኣፈጻጽማ ማዕቀብ ኣርባዕተ ግዜ ርክባት ብምክያድ ንኣገባብ ምሕያል ኣፈጻጽማ ማዕቐብ ኣመልኪቱ ምይይጥ ከምዘካየደ ይዝከር።

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,912,425 وقت التحميل: 0.26 ثانية