Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
17/10/1445 (25 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ተኽሊ ተኺሎማ ማይ ኣስትዮም
أخبار

Apple.jpg

ራማ ሃኒጾም

Panorama بـنـوا رامـا

 

ተኽሊ ተኺሎማ ማይ ኣስትዮም

ሓብሒቦም ኣዕቢዮማ ኮይና ኣውሊዖም

መንጸፍ ኣንጺፎም እናበሉ ሃገር

መጾም ካብ ዝተረኽበ ኩሉ ብሓባር።

 

ተስፋ ሚልዮናት ምዃኖም ኣመልኪቶም

ንከሀብትሙ ናይ ኩሉ ለምለም መሬቶም

መርሓባ በሉ ሓበሻ ብክፉት ልቦም

ኣህለን ወሳህለን ቅረቡ የቕርብኩም።

 

ተኸሉ'ውን ሃነጹ ኣብ ሰውራ

ኣብ በረኻ ኮይኖም ጽባሕ ንራያ ነስመራ

ሎሚ ምሕራስ ጽባሕ ኣዝመራ

ሎሚ ምሕራስ ጽባሕ ፍዮሪ ዛህራ።

 

ኣብ ትምህርቲ መማህራን ካኑ ነይሮም

ክቐርእ ከንብብ ሓላል ህዝቦም

ንባብ ጎይታ ህይወት ምዃኑ ኣመስኪሮም

ስንቂ ህይወት ክኾኖም ኣብ ዝኸዱ ህዝቦም

ብተክኖሎጂ ሳይንስ ክንህር ግስጋሰኦም።

 

ኣብ ፍትሒ'ውን ፍትሓውያን ካኑ ነበሩ

ሕጊ ሃገር ባህሊ ህዝቢ ዘኽብሩ

ንበይንና ዘይብሉ ፍጹም ብሱሩ

ሓለይቲ ጎረቤቶም ዝብሉ እሽሩሩ።

 

ኣብ ጥዕና ዓፍያ ሰሓ ተኸናኸንቲ

ሕወ ዝብሉ ለይቲ ምስ መዓልቲ

ጥዕና ጠባይ ቀስ ምዃና ኣረዳእቲ

ደበስ ዝገብሩ ሞት ሃላክ ነከይቲ።

 

ኣብ ሕርሻ ካኑ ነበሩ ምዑታት ሓረስቶት

ካብ ሓላል ዝዘርኡዎ ዝበልዑ ደቀባት

በብሓደ ዘለልዮም ግራት መሬት

ዝመቕሉኻ ካብ ዒልቦኦም ሸዊት።

 

ኣብ ምክልኻል ዝቃለሱ ዘቃልሱ

ቅድሚ መሰሎም ንሓዎም ደሞም ዘፍስሱ

ፍሽኽታ ዘይትጎድሎም ኣብ ጨው እናሓምበሱ

ናጽነት ኣስሚሮም ጋማ ዘልበሱ።

 

ሕያዎት ነበሩ ሎሚ'ውን ተቐበልቲ ጋሻ

ንካብ ቀረባ ርሑቕ ዝመጸ ብመጋሻ

ዝብሉ ቤት ቤትኩም ብልዑ እንኩም ቢሻ

እንግዶትኩም ኣብዚ'ዩ ኣይትሕተቱ ኣድራሻ።

 

   Maazin Abdul Qhany

Jun-22-’11

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,413,090 وقت التحميل: 0.27 ثانية