Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ጀጋኑ ኣሃዱታት መሬሕ  ደሞክራስያ&#481
أخبار

 ER FD DIMOCRATIC 2011 1.jpg

ጀጋኑ ኣሃዱታት መሬሕ  ደሞክራስያዊ  ለውጢ  ኣብ  ልዕሊ  

መሳረሒ  ምልካዊ  ስርዓት ህግደፍ  ዓይነታዊ  ስርሒት ፈጺሞም።

ብዕለት 17/ሰነ/2011 ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ ጀጋኑ ኣባላት ኣሃዱ ሃንደሳ ሓይልታት ምሬሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ (ክንፊ ጎስጎሳን ህዝባዊ ምክልኻልን ናይ ፌድራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ) ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝትነጥፍ ኣብ ልዕሊ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ መጥቃዕቲ ንምክያድ ብዚሓንጸጸቶ መደብ መሰረት ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ከባቢ ዒላ ዓብደላ ኣብ መንጎ ተሰነይን ግርማይካ ኣብ ንወተሃደራዊ መካይን ክንቀሳቀሱሉን ዝተፈለየ መንገዲ ብተንቀሳቃሲ ናይ ወጻኢ ዜጋታት ሰራዊትን ምሊሻን ጽዑቅ ሓለዋ ዘለው መንገዲ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ወተሃደራዊ ማርሰድስ 40ፌት መኪና ዓይነታዊ መጥቃዕቲ ብምፊጻሞም እታ መኪና ምሉእ ብምሉእ ተቃጺላ።

ኣብ ጋቢና ዝነበሩ ሰለስተ ክሞቱ እንከለዉ ኣብ ልዕሊኣ ዝነበሩ ከኣ ብርክት ዝበሉ ወተሃደራት ከቢድ ሞቅሶልቲ ወሪድዎም ንሕክምና ኣብ ከተማ ተሰነይ ከም ዝተወሰዱ ዝመጽና ሓበሬታ የረጋግጽ።

ብድሕርኡ ኣብቲ ከባቢ ዝነበረ ተንቀሳቃሲ ሰራዊት እቲ ስርዓት ንጀጋኑ ኣባላት ኣሃዱና ንምርካብ ጽዑቅ ዳህሰሳ ይግበሩ ደእምበር ክረኽብዎም ብምፍሻሎም ኣሃዱና ናብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከብ ደጀና ብሰላም ተመሊሳ። እቲ ድህሰሳ ዘካይደ ዝነበረ ሰራዊት ንኣባላት ኣሃዱና ንምርካብ ድሕሪ ምፍሻሉ ኣብቲ ከባቢ ዝረኸቦም 4ተ ንጹሃት ጓሱት ብምእሳር ናብ ዘይተፈለጠ ቦታ ከምዝተወሰዱ ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ምንጪታትና ብተወሳኽ ሓቢሮም።

ጅጋኑ ሓይልታታ መሬሕ  ደሞክራስያዊ ለውጢ ንህዝቢና ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት፡ መደበራት፡ መሳለጢ ትካላት ጨፍጫፊ ስርዓት ህግደፍን ቀጻሊ ዓይነታዊ ስርሒት ክካይዱ መኻኖም እና እወጁ ኣብ መጻኢ በቲ ስርዓት ዝርዶኡ ቋንቋ ብዓይነትን ዓቀንን ምጥቅዓቲታ ክካይዱ መኻኖም የረጋግጹ።

ብዚ ኣጋጣሚ’ዚ ሓይልታት መሬሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንኩሎም ኣንጻር ህዝቡም ተሰሪዖም ምስ ስርዓት ህግድፍ ኣብ ምግራፍን ምጭፍጫፈን ምገባርያ ኮይኑም ዝስርሑ ዘልዎ ሰባት ተሪር መጥንቀቅታ የምሕላልፍ። ኣብዚ ኡኩይ ተግባር’ዚ ብቀጻሊ ምውፋሩም ሎሚ ይኹን ስርዓት ህግደፍ ምስ ወደቀ ብሕጊ ከምዘሕተቱ ብምግንዛብ ኣካያዳኦም ንምልዋጥ ተብግሱ ከውስዱ መጽዋዕታ ይቅረቡ። ከምኡ’ውን ሓይልታት መሬሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዘፍጽሞ ወተሃደራዊ መጥቅዕቲታት ናቦም ዝተኮረ ዘይኩኒስ ኣንጻር መሳልጥያታትን ትካላት ስርዓት ህግድፍ ጥራሕ ዘዓለመ ከምዝኾነ እሕዋት ምክላኽልያ ስራዊትና ክሪዳእልና እናኣብራህና ኣብ ጎኒ ወጹዕ ህዝቡምን ፈትሓዊ ሕቶታቱን ክስለፉ መጽዋዕታኡም የምሓላልፉ።

ዓውት ንፈትሓዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ!

ውድቀትን ስዕረትን ንጭፍጫፊ ስርዓት ህግደፍ!

ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ስውኣትና!

ክፍሊ ዜና ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ

18 ሰነ 2011

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,291,949 وقت التحميل: 0.21 ثانية