Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
10/10/1445 (18 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ሓቅታት ጉዕዞ ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ዘለናዮ ክ&
أخبار

ሓቅታት ጉዕዞ ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ዘለናዮ ክፍለ ዘበን። 

From H Frazge.jpg


ተ.ሓ.ኤ. በቲ ሐቀኛ መስርሕ ወይ መትከል ከቢድ ሐላፍነት ዘሸከሞ ህዝቢና ኣብ ተግባር ንኽውዕሎ ካብ ጉባኤ ተገሩባ ካላኣይ ሃገራዊ ጉባኤ. ዘጽዶቆ ንሙሉእ ህዝቢ ኤረትራ ዝሐቁፈ መትከላት ሒዙ እናኣማሓየሸ ከርተት ይብል ኣሎ። ካብቲ ዝገርም ሓንቲ መዓልቲ ሕማቅ ዘረባ ከይውጸኤ ኣብ መትከሉ ብጽንዓት ዝምሪሽ ዘሎ ውድብ እዩ. ቀንዲ ኣብ ሓሳበይ ክምለስ እምባኣር ንህዝብና  ንምድሐን ብሓባር ንስራሕ እናበለ ክሳብ ሕጅ ከይተሓለለ ካበ ውልቀ ሰባት ጀሚሩ ከምኡ ውድባት ማሕበራት ኣጆኹም እናበለ ካበ ቅድም ኣትሕዙ ክሳብ ሕጂ ውድባት ብዲሞክራሲያዊ መንገዲ ሐቢርና ክንዕወት ኢና እናበለ እኖሆ ክሳብ እዛ ለይቲ ሎሚ ይጓዓዝ ኣሎ. ካብቲ ዝገርም እዚ ገረ ኢሉ ነብሱ ከይፈለጠ ንታሪኽ ግን ይጽሐፍ ኣሎ.
ኣጃማምራ ኪዳን ከመይ ነሩ. ብመንከ ኣበ ሱዳን ባይቶ ንምምስራት ብኽመይ ተጀሚሩ. ብሓደ ሰራዊት ንምምስራት ብዙሕ ጽዒሩን ይጽዕር ኣሎን። ተ.ሐ.ኤ. ውድባት ካብቲ ዝነቦሮኦ ቅድሚ ሕጅ ውን ኣብ ነንሕድሕድን ምክብባር ከሙኡ ሰላም ፈጢረን እየን ሕጅ ውን ቁዋም ውድባተን ኣብ ጁባኤን ኣቐሚጠን ኢደይ ኢድካ ኢለን እዚ ኣብ ህዝብና ወሪድዎ ዘሎ ሽግር ኣደራዕ ብኸመይ ነድሕኖ እዩ። እዚ ዒላማ,ዚ ድማ ዒላማ ኩለን ውድባትን ኩሎም ማሕበራትን ደለይቲ ሰላም ኤረትራን እዩ። ቁዱስ ዕላማ እዩ ድማ  ስለዚ ሕጅ ንቅድሚት ንበል. ብልዝብ ብሓባር ህዝብና ክነድሕኖ ደቅና ኣሐትና ኣሕዋትና ካብ ሑሱም መግዛአቲ. ኣርወ ኣብ ሃገርና ዘሎ ቢሐጺር ግዜ ኸነልጉሶ.ምእንቲ ሰላም ክነግስ ኣብ ሃገርና ኤረትራ።
 ወለዲ ብዝሐለፉ ጀጋኑ ደቆም ኣብ ሐዘን ከሎው. ሕጅ ድማ ብዝተረፉ ንኣሽቱ ኣሕዋቶም ሕጅስ ይኣኽሎም ንበሎም ሐቢርና ኣደ ብወዳ ብጓላ ኸትሕጎስ፣ ኣቦ ድማ ብደቁ ኸሕጎሰ.
ወላዲ ፈረ ጻማ ደቆም ሲኢኖም.ደቆም ደማ ፈቅሪ ወሎዶም ጠፊኡ ኣገልገልቲ ናይቲ ዘይምንግስቲ ኮሎ. መንግስቲ እየ ዝብል. ብዘይ ዶምዝ ኣብ ዝዶሎዮም ከርተት ዘቡሎም ዘሎ. 
እኖሆ ድሮ 25 ዓመታት ቀሪቡ. ካብቲ ዝገርም ድማ ብዘይ ዶምዝ. ብመንእሰይ ኤረትራ ገዛውትን  ጽርጊያ ወዘተ, የሰርሖዎም. ሃገር ተሃኒጻ.ማዒቢላ እናበሉ ዓጀው እብሉ ሕፊር ከይበሉ ኣብ ማዓክን ሐሶት.TV.ERE፤ኮይኖም. መስኪናይ መንእሰይ ሐሚሙ መሐከሚ ዘይቡሉ እንኮሎ መጽኦም ካብቲ ዝገርም መበል18 ዙርያ ኣሎኻ እብሉዎ.ምእንቲ ብዘይ ፈውሲ ኸሐዊ ወይ ድማ ሞራል ክገብር.እዩ ሐሳቦም ዘገሪም እዩ. 
ወረ እንታይ እዮም ሐሲቦሞ ነዚ ሐያል ህዝቢ ኤረትራ ከመይ ገሮም እዮም ኒዒቆሞ ዓበይቲ ኣሕዋቶም ንናጽነት ንማዓርነት ንሰላም ኢሎም ወጽኦም ምእንቲ ከይበኪ ንእሽቶይ ሓዎሞ ከይትጠሚ ንኡሽተይ ሐፍቶም በጃ ሓሊፎምስ. እዚ ዶ ኮይኑ ተሪፉ ዓስቢ ዓበይቲ ጀጋኑ ኣሕዋቶም ዘገርም እዩ።
ወይ ኤረትራ!! ሕጂ ድማ ዝገደደ ናብ ደቂ ሱውአት ከሙኡ ካልኦት መንእሰያት መጽኡ ሽግር ኣበይ ኣሎ ሐውካ እልካ ምስ ትሐቶም ? ሐወይ ኣበይ ከምዞሎ ኣይፈልጥን. ኣቦይ ግን ተኣሲሩ.
ኣደይ ውን ከመይ ከምዘላ ደሃይ የቢለይን. ኣነ እንታይ ክግበር እናበሉ ኸነቡዑን ክበኺዩን ይራኣዩ  ኣሎው, ስድራ ዝባሃል.ኣብ ኤረትራ ሀገርና ተሪፉ እዩ። ከምኡ ምክብባር. ድንጋጸ. ዮሎን. (ቦሎ) (መንእዩ) ጢራይ እኻ ትሰምዕ ኣብ ጎዳናታት ኤረትራ  
ዕንምባባ ደቂ ሃገር ከምዚ ኢሎም እጠፉኡ. ኣሎው ገሊኦም አብ እስሪ ቤት. ገሊኦም ደማ ንሱዳን
ገሊኦም ድማ ንኢቲዮጰያ.ገሊኦም ድማ ነፊሲ ቅትለት.እገብሩ, አሎው ስለዚ መንእሰይ ረኺቡዎ ዘሎ ሽግር ዘገሪም ኣዩ. ካብቲ ዓቢ ሐው ዘሕሎፎ ዝኸፈኤ የሕልፍ አሎ. ኩላትና ውን ንርኢዮ ኣሎና.
ስለዚ ኩቡራት ኤረትራዊያን ኣሕዋትን ኣሐትን እንታይ ንጽበ ኣሎና. ሃገርና ናይ ኩሉና   እንዲያ ዝወርድ ዞሎ ጸገም. ጸገም ኩሉና እንዲዩ ሐንሳብ እባ ብሐንሳብ ምእንቲ ውጽዕ ህዝብና  ራህዋ ሰላም ዕርፍቲ ክረክብ.
   ስለ,ዚ ኹላትና ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻኢን ዞሎና.ኤርትራዊያን (EDA)(ተቆውሞ) ኤርትራ. ከሙኡ ሲቪክ(ማሕበራትን)ምሁራትን (ENCDC)(ኮሚሽን ዋዕላ)(አቅሽሽትና) (መሻይኸና) ሐቢረና ሕጂ ህዝብና ነድሕኖ። ካብዚ ንላዓሊ ዝጽበ ግን ምጽናት ህዝቢ ኤረትራ. ጥራይ እና ንጽበ ዞሎና.እዚ ምስ ዘይንገብር ግን. ኩሉና አብ ወጻኢ ይኹን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዞሎና ሕማቅ ታሪኸ ንገድፍ ከም ዞሎና ካብ ሐቂ ንላዓሊ ውን ክንፈልጥ ኣሎና።
ዓወትን ሰላምን ንደምክራሲያውያን ህዝብታት ኤረትራ
ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብሪን ንጀጋኑ ሰማእታት 
አባል ባይቶ ተ.ሐ.ኤ.ሃይለ ፍረዝጊ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,254,251 وقت التحميل: 0.21 ثانية