Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ …! ዘተ ምሰ አ&
أخبار

Paltalk ENC 2011.jpg

አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ …! ዘተ ምሰ አባላት ፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡፡

ዝኸበርኩምን/ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ..፤ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን።

ን-ቀዳም ዕለት 4, ሰነ 2011 ዓ.ም.ፈ፡ አባላት ፈጻሚት ሽማግለ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ ኣጋይሽ ናይ (Eritrea Etuq Meni’esey Eritrea niDemokrasin Fithin) ኮይኖም ከምሲዩ ታዓዲሙ ኣለዉ።

ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ከም ዝፍለጥ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ 4 ሽማግለታት ኣቔሙ፡ ኮምእዉን ኣብ ሓምሽተ ዞባታት ዓለም (ኣውሮጳ፣ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኣውስትራልያ፣ ማእከላይ ምብራቅ፣ ኣፍሪቃ) ተወዲቡ እንሆ ስርሑ የሰላስል ኣሎ።

እዚ ናይ ፓልቶክ ፍሉይ መደብ፡ ርክብ ምስ  አባላት ፈጻሚት ሽማግለ (....) ብኸምዚ ዝስዕብ ተሰሪዑ ኣሎ፤

ዛዕባ ኮምሽን ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ምዕባለታትን ብአባላት ፈጻሚት ሽማግለ ይቐርብ፡፡

መደብ ሕቶ፡ መልስን፡ ርእይቶን ይስዕብ፡፡

ስለዚ፡ ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ከምዚ ዝኣመሰለ፡ ብጣዕሚ ኣገዳስን እዋናውን ዝኾነ፡ ምዕባሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘንጻባርቕ፣ ዛዕባ ከይሓልፈኩም/ክን፡ ተኻፈልቲ ናይዚ ምሽት ፖለቲካዊ ዘተ’ዚ ኮይንኩም/ክን ምሳና ክተምስዩ ብክብሪ ንዕድመኩም።

ዘተ ምስ ኣጋይሽ ዝጅምረሉ ግዜ ካኣ፡ ሳዓት 22፡00PM እዩ።

ብዳሓን ምጽኡ/ኣ ...!!!

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቀት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ!!

ሽማግለ ዜናን ሓበሬታን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

02 ሰነ 2011 

www.encdc.com

 

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,915,175 وقت التحميل: 0.15 ثانية