Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ናይ ሓዘን መግለጺመስዋእቲ ተጋዳ&#4619
أخبار

 DEMOCRATIC FRONT FOR ERITREAN UNITY1.jpg                                 

ናይ ሓዘን መግለጺመስዋእቲ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ መሓመድ

ABDALL IDRIS.jpg

ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ መሓመድ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ለንደን ንነዊሕ ዝበለ ግዚያት ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ ብዓርቢ 29 ሚያዝያ 2011 ተሰዊኡ።

ነባር ገዲም ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ምሉእ ናይ ንእስነት ዕድሚኡ ዳርጋ ናብ ከባቢ ፍርቂ ዘመን ዝኸውን ኣብ መስርሕ ጸረ-ባዕዳዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ ከኣ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝቐጸለ ጸረ-ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተሰሊፉ ዝተቓለሰ ሓርበኛ እዩ ነይሩ።

ኣብዚ ምሉእ ናይ ንእስነት ዕድሚኡ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ /ጀብሃ/ ካብ ተራ ተጋዳላይ ኣትሒዙ ክሳብ ዝለዓለ ጽፍሒ ናይ ወተሃደራዊ ሓላፍነት ዝተሰከመን፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ 80ታት ኣብ ተ.ሓ.ኤ /ጀብሃ/ ዝተኸስተ ምፍልላያት ከኣ ንተ.ሓ.ኤ ብኣቦ-መንበርነት እናመርሐ ክሳብ ሚያዝያ 2011 ዝቐጸለ ሓደ ካብቶም ፍሉጣት መራሕቲ ሰውራ ኤርትራ እዩ ነይሩ።

ዲሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ብመስዋእቲ ጅግና ተቓላሳይ ዓብደላ እድሪስ መሓመድ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን እንዳ ገለጸ፡ ንምሉኣት ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ስድራቤቱን ኣዕሩኽቱን ጽንዓት ይሃብኩም ይብል።

ነቲ ንሱ ዝተሰውኣሉ ቅዱስ ዕላማ ናብ መፈጸምትኡ ንምብጻሕ ብጽንዓትን ተወፋይነትን ክቃለሱ እናተባብዐ፡ ደ.ግ.ሓ.ኤ ንዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ንምውጋድ ዝካየድ ዘሎ  ተጋድሎ፡ ኣብ ጎኖም ጠጠው ኢሉ ከም ዝቃለስ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ የረጋግጽ።

ዲሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ

/ደግሓኤ/

30 ሚያዝያ 2011

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,914,339 وقت التحميل: 0.39 ثانية